ምርዳእ ህይወት ፈረንሳ
ምፍላጥ ናይ 45 ሰዓታት ስልጠና ኮርስ: ኣብ ፈረንሳ ብዝበለጸ ክትነብርን ክትወሃሃድን ዝሕግዝ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ሰሙን 3 ሰዓታት። መብርሂታት ክብርታትን ኣሰራርሓን ሪፓብሊክ ፈረንሳ
መድለዪ - Réfugiés.info
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 181 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምፍላጥ ናይ 45 ሰዓታት ስልጠና ኮርስ: ኣብ ፈረንሳ ብዝበለጸ ክትነብርን ክትወሃሃድን ዝሕግዝ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ሰሙን 3 ሰዓታት። መብርሂታት ክብርታትን ኣሰራርሓን ሪፓብሊክ ፈረንሳ
ምውሳድ ስልጠና ንውልቀሰባት ኣብ መስርሕ ናቹራላይዜሽን፡ እንተላይ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት፡ ሌላ ምስ ፈረንሳን ክብርታታን፡ ከምኡ’ውን ምድላው ን TEF IRNን ሲቪካዊ ፈተናታትን።
ምምሕያስ ቋንቋ ፈረንሳ (ካብ ደረጃ ምጽሓፍን ምንባብን ክሳብ B2) ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃርን ንምምሕያሽን፡ ምስ ንጥፈታት፡ ምልውዋጥን ባህላዊ ምውጻእን።
ምስታፍ ኣብ ስልጠና ብዛዕባ ባህሊ፡ ቁጠባ፡ ዜግነት፡ ክብርታት ሪፓብሊክ፡ መሰላት፡ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና፡ ኣባይትን ስራሕን፡ ኣብ ሰሙን 3 ሰዓታት
ምርካብ ሓገዝ መዓልታዊን ፕሮፌሽናልን ፈረንሳ ተማሃሩ። ብቐሊሉ ንኽትዘውርን ንሞያ ንምድላውን ዝሕግዙ ምኽርታት። ክንክን ህጻናት ትሕቲ 3 ዓመት ህጻናት ኣብ ከተማ ሊዮን Lyon
ምፍላጥ ኣብ ሊዮን ናጻ ምዃንን ስራሕ ንምርካብን፡ ንፈተና DELF ንምድላው፡ ባህልን ዓለም ስራሕን ንምርካብ፡ ከምኡ’ውን ከመይ ጌርካ ከም እትዘውር ንምፍላጥ ኮርሳት ፈረንሳ
ምኻኣል ምእብቲ ፡ ብቐሊሉ ስራሕ ንምርካብ፡ ከምኡ’ውን ንፈተናታት DELF ወይ DILF ንምድላው ዝሕግዝ ኮርሳት ፈረንሳ። ባህልን ዓለም ስራሕን ።
ምኽኣል ኣብ ሰሙን ትሽዓተ ሰዓታት ትምህርቲ መሰረታዊ ትምህርቲ ቋንቋ ንምምሃርን ኣብ መዓልታዊ ህይወት ንምርድዳእን ባህሊ ንምርዳእን።
ምኽኣል ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ብደረጃ (ንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ርክብ) ንመዓልታዊን ሞያዊን ህይወት፡ ንጥፈታት፡ ምኽሪ
ምምሃር ንቋንቋ ፈረንሳ ደረጃኹም ንምምሕያሽን ዘኽእሉ ዝያዳ ናጻ ንምዃን ዝሕግዝን ስልጠና ምሃብ። ምኽሪ ዝሓሸ ውህደት፡ ስራሕ ብቐሊሉ ምርካብ፡ ህይወት ፈረንሳ ምርዳእ፡ ኣብ ሲቪካዊ ህይወት ምስታፍ ምኽኣል ወዘተ...
ምኻኣል ምምሃር ን ስራሕ ዝኸውን ፈረንሳዊ ቋንቋ ኣመሓይሽ፣ ቦርዶ፣ መደባት ስልጠናኣን ዕድላት ስራሕን ርኸብ። ትልሚ ሞያኻ ሃንጽን ዲጂታላዊ መሳርሒታት ብዝበለጸ ምጥቃም ተማሃርን።
ምርካብ ዕድል ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ስራሕ ምድላይ ምምላኽ ዝዛረብን ዝተጻሕፈን ፈረንሳ ምዝራብን ምርዳእን፡ ምኽርታት ኮምፒተር፡
ምስታፍ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት A1, A2, B1, ባህሊ ፈረንሳ፣ ሓገዝ ምምዳብ ስራሕ፣ ንጥፈታት
ምስታፍ ትምህርቲ ፈረንሳ ብውልቂ ወይ ብጉጅለ ኣብ ዝተፈላለየ ደረጃታት። ደረጃ ገምጋምን ብሕታዊ ደገፍን። ንፈረንሳ ንምርካብ ዝግበሩ ንጥፈታት። ምድላው ወግዓዊ ዲፕሎማ A2።
ምፍላጥ ኣብ ወርሓዊ ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ረይምስ ብምስታፍ ንህይወት ፈረንሳ ብምውጻእ፡ ኣኼባታትን ብዛዕባ መሰላትን ሓላፍነትን ምፍላጥን። ከተማን ዲጂታላዊ ቴክኖሎጅን።
ምዃን ወለንተኛ ን16 ዓመትን ልዕሊኡን ዝዕድሚኦም ሰባት ናይ ወለንተኛታት ዕድላት ንምርካብ ዝሕግዝ መርበብ ሓበሬታ፡ ኣብ ከም ተፈጥሮ፡ ምትሕግጋዝ፡ ስፖርትን ባህልን ዝኣመሰሉ ቴማታት ዘተኮረ ኮይኑ፡ ንኻልኦት ንምሕጋዝን ጠቓሚ ኮይኑ ክስምዖምን እዩ።
ምርካብ ደገፍ ን12 ተመዛበልቲ ውልቀሰባት ብማሕበራዊ ደገፍ፡ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፡ ሞያዊ ስልጠና፡ ከምኡ’ውን ሓገዝ ምድላይ ስራሕ ናብ ስራሕን ናጽነትን ምድጋፍ።
ምርካብ ብስልጠና፣ ዓውደ መጽናዕትታትን ምስ ክእለትካ ዝሰማማዕ ስራሕ ኣብ ምርካብ ሓገዝን ኣብ ሞያዊ ውህደትካ ዝሕግዘካ ብሕታዊ ናይ ደገፍ መደብ ክትክእሉ
ምኽኣል ኣብ መዓልታዊ ህይወትን ኣብ ስራሕን ናጻ ክትከውን ዝሕግዙኻ ካብ ደረጃ A1.1 ክሳብ ደረጃ B2 ዝወሃብ ኮርሳት ፈረንሳ። ምድላው ንደ.ወ.ሓ.ት (ዲፕሎማ ቋንቋ ፈረንሳ)።
ምስታፍ ትምህርቲ ፈረንሳ (ፊደላት፡ ንባብ፡ ጽሑፍ፡ ርክብ)፡ ምድላው DELF፡ ባህላዊ ንጥፈታት ዝኣመሰሉ
ምኽኣል ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽ ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ተኸተል፡ ብሳላ እዚ ድማ ኣብ ፈረንሳ ድማ ትምህርትኻ ጀምር ወይ ዳግማይ ትጅምሩ ።
ምምሃር ትምህርቲ ምስታፍ ትምህርቲ ፈረንሳ ምስ ወለንተኛታት ንቤት ትምህርቲ ዝተማህሩ ወይ ቅድሚ ሕጂ ትምህርቲ ዘይብሎም ሰባት፡ ካብ ጥቅምቲ ክሳብ ሰነ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ምሸት ኣብ መበል 13 ዞባ ፓሪስ።
ምኽኣል ንሰለስተ ሰዓታት ዝጸንሕ ሰሙናዊ ዓውደ መጽናዕቲ ፈረንሳ ንኣዘራርባ ፈረንሳ ንምምሕያሽ።
ምኽኣል ክእለት ቋንቋ ንምምሕያሽ፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ብዝበለጸ ንምርድዳእን ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምውህሃድን ኣብ ሰሙን
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ
ቤት ትምህርቲ ጂ ኣር ኤስ ፣ ንሓደሽቲ ንስደተኛታትን ከምኡ’ውን ናይ ዑቕባ ዝወሰዱን ብነጻ ትምህርቲቋንቋ ፈረንሳ የቅርብ፤፣
ምርካብ ዕድል ንምምሕያሽ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ A2 ወይ B1 ንኽህልወካ ፈረንሳኻ ኣመሓይሽ እሞ DELF ምውሳድ ክትክእሉ
ምርካብ ትምህርቲ 3 ወርሒ ትምህርቲ ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምርድዳእ፡ ፈተና ንምውሳድ፡ ስራሕ ንምድላይ
ምርካብ ብቅዓት ናይ ፈረንሳ ኮርሳትን ቴክኒካዊ ክእለትን ሞተር ተሽከርከርቲ ንምዝዋርን ንCACES ንምሕላፍን
ምቕራብ Réseau Alpha ኣልፋ ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ ዝካየድ ኮርሳትን ስልጠናን ፈረንሳ ዝገልጽ ካርታ የቕርብ።
ምርካብ DELF ወይ TCF ብምሕላፍ ወግዓዊ ዲፕሎማ ምርካብ