ምስ Formation Linguistique à Visée Professionnelle des primo-arrivants - ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ምውህሃድ ዝሕግዝ ኣብ ማርሴ Marseille - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ምውህሃድ ዝሕግዝ ኣብ ማርሴ Marseille

ምስ ምስ Formation Linguistique à Visée Professionnelle des primo-arrivants

ኣዳላዊ Agence de développement, de formation, d'information et de coordination (ADFIC) ኣቐድዲሙ ዝነበረ місяць тому

ብሳላ እዚ ስልጠና እዚ ድማ ዝያዳ ርእሰ-ተኣማንነት ተጥርዩ

  • ምርካብ ኮርሳት ንመዓልታዊ ህይወትን ናይ ስራሕ ቦታን ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት
  • መግለጺታት መሰላት፡ ግቡኣትን ክብርታትን ሕብረተሰብ ፈረንሳ
  • ምኽሪ ንወለዲ።
እቲ ስልጠና ነቶም ገና ናብ ፈረንሳ ዝኣተዉን ገና ፈረንሳ ጽቡቕ ጌሮም ዘይዛረቡን ሰባት ዝሰማማዕ እዩ እዩ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምእንቲ ናይ ኣፋውን ጽሑፋውን ርክብ ክእለት ምምሕያሽ ከተጥርዩ
  • መዓልታዊ ርክብ ምስ ነበርቲ እታ ሃገር ንምምሕያሽ፣
    ትካላት፡ ህዝባዊ ኣገልግሎታት፡ ከምኡ’ውን ኣብያተ ትምህርቲ
  • ካብ ተነጽሎ ምውጋድን ብቐሊሉ ምውህሃድን: ኣብ ከባብያዊ ህይወት ተሳተፍ: ምስ ካልኦት ሰባት ተራኸብ
  • ሕብረተሰብ ፈረንሳ ከመይ ከም ዝሰርሕ ምርዳእ: ሕግታትን ልምድታትን ምኽባር: ኣተሓሳስባ ክትቅበል ኣቐዲካ ኣገዳስነቱ ምፍላጥ...

  • ብሳል እዚ መድብ ንስራሕ ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር: መምርሒታት ምርዳእ: ምስ መሳርሕትን ዓማዊልን ምዝርራብ: ካልእ ስልጠናታት ምውሳድ ትኽእሉ ...
  • ክእለትኩም ሞያዊ ድሕረ ባይታኻን ኣጉልሕ ኣቢልኩም ትፈልጡ።

  • መሰላት ሓላፍነት ንምፍላጥ ምርዳእ: ሕግታት፡ ፋይናንሳዊ ሓገዝ፡ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡ ኣብ ፈረንሳ ዜጋ ምዃን
  • ብዛዕባ ህዝባዊ ኣገልግሎታትን ናበይ ከም እትኸይድን ምፍላጥ፡ ጥዕና፡ ትምህርቲ፡ ኣባይቲ፡ ፍትሒ ወዘተ ኣብ ዝኣመሰሉ ዛዕባታት...
  • ምውሳድ ኣብ ናይ ገዛእ ርእስኹም ስጉምትታት ምዃንን

  • ምኽኣል ከም ወላዲ ኣብ ዘለካ ተራ ምድጋፍ: ንደቅኻ ኣብ ትምህርቶም ምድጋፍ: ምስ መምህራን ምዝርራብ:
    ከምኡ’ውን ስርዓተ ትምህርቲ ምርዳእ
  • ብተውሳኺ እውን ህጻናት ኣብ ቤት ትምህርቲ ንኽዕወቱ ኣብ ዝሕግዞም ሃዋህው ክዓብዩ ንምኽኣል።

ከመይ ንገብሮ?

ምፍላጡ ዘገድስ ኩነታትኩም ብጭቡጥ ናይ ንምግምጋም ቆጸራ ኣሎ።

ምኽኣል ንምምዝጋብ ፡ ነቲ ብኣገባባትካ ዝሕግዘካ ዘሎ ሰብ (assistant social, conseiller France Travail, référent de Mission Locale ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፡ assistant social,ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል፡conseiller France Travailréférent de Mission Locale ወኪል ተልእኾ ከባቢ ወዘተ) ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም።

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • adfic formationsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት

Liens utiles