ምህላው ናይ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓት ምስክር ወረቐት
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці томуምስክር ወረቐት ደረጃ ፈረንሳ ንቋንቋ ኣዲኦም ፈረንሳ ዘይኮኑ ሰባት ወግዓዊ መርትዖ ናይቲ ደረጃ ቋንቋ እዩ።
ምስክር ወረቐት ንዝስዕቡ፤
- ኣብ ዩኒቨርሲቲ ይምዝገቡ (ዝተሓተ ደረጃ B2 ወይ C1)
- ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) ምግባር (ደረጃ ኣብቲ ስልጠና ይምርኮስ)
- ንዜግነት ፈረንሳ (ዝተሓተ ደረጃ B1) ምምልካት።
- ናይ መንበሪ ፍቓድ ወይ ናይ ነባሪ ካርድ ዘለኩም (ዝተሓተ ደረጃ A2) ፣ መሰል ናይ ዑቕባ ዘለኩም ምስ እትኾኑ
ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ንምርግጋጽ ዝተፈላለዩ ሜላታት ኣለዉ፤
- ወግዓዊ ደረጃ ፈተናታት : ፈተና ገምጋም ፈረንሳ (TEF)፣ ፈተና ፍልጠት ፈረንሳ (TCF)
- ዲፕሎማታት : ናይ መጀመርታ ዲፕሎማ ብቋንቋ ፈረንሳ (DILF)፣ ዲፕሎማ ኣብ መጽናዕቲ ቋንቋ ፈረንሳ (DELF)፣ ምዕቡል ዲፕሎማ ብቋንቋ ፈረንሳ (DALF)
ክፍለጥ ዘለዎ!
እቲ ብማሕበራት፣ ኣብያተ ትምህርቲ ቋንቋ ወይ ብኦፊኣይ (ቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽንን ውህደትን ፈረንሳ) ዝወሃብ ምስክር ወረቐት፣ ናይ ምምዳብ ፈተና፣ ናይ ዓወት ምስክር ወረቐት ንኸም ኣተገባብራ ናቹራላይዜሽን ዝኣመሰሉ ኣገባባት ክውዕሉ ኣይክእሉን። ይኹን እምበር እዞም ሰነዳት ንኣብነት ንናይ ፈረንሳ ኮርሳት ንምምዝጋብ ክጥቀሙሉ ይኽእሉ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ፈተና ንገምጋም ብቕዓት ቋንቋ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ብዛዕባ ኩነታትካ ምስላጥ፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
meryem lakchiniተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
titi_du_75ተርጓሚ/ሚት
mgoተርጓሚ/ሚት
luceluceተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት