Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ብቕዓት ቋንቋ ደረጃ A2 ፈተና ንምሕላፍ

ምስ ምስ ለ ዲስፖስቲፍ ደ ፎርሜሽን le Dispositif de Formation Linguistique (DFL)

ኣዳላዊ Ligue de L'Enseignement BFC , Région BFCኣቐድዲሙ ዝነበረ 22 дні тому

እዚ ናይ (DFL) ብ BFC ዝተመወለን፣ ምሉእ ብምሉእ ነጻን ኮይኑ ኣብዞም ዝስዕቡ ቦታታት የተኩሩ።

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ኣብ Côte d'Or (Dijon, Chenôve, Quetigny, Beaune, St. Jean de Losne, Montbard, Semur-en-Auxois, Châtillon-sur-Seine, etc.) ይወሃብ

ገምገማ ናይ A2 ን ዝግባእ ናይ ስልጠናን (DAQ) ፣ ብሳላ ምትሕብባር l'insertion en Côte d'Or ኣብ ተግባር ዘውዕልን እውን እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ናይ A2 ናይ ቃልን ጽሕፈንት ክእለትኩም ኣማዕብሉ

ደረጃታት A1.1 / A1 / A2 ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ንምሕላፍ

ካብ 8 ክሳብ 12 ኣባላት እንተበዝሑ / ን 30 ጉጅለታት ኣብ Dijon ን ዞባኣን

ኣብ ዝተፈላዩ ናይ ቦታታት ናይ ን ከከም ኣድላዪነት ናይ ሰልጠንቲ ተመሃሮ ፣ ዝስማምዑ መደባት ናይ ስልጠናን ፈተናን ኣብ ምድላው የተኩር ።

እቶም ሰልጠንቲ ናይ DFL ኣብ መወዳእታ ናይ ናይ ስልጠንኦም ፣ TEF (ፈተና ገምጋም ን ቋንቋ ፈረንሳ ) ን ናይ ነባርነት ካርድ፣ ከምኡ እውን ናይ ምሕታት ዜግነት፣ ከምኡውን ንምቕጻል ላዕለዋይ ደረጃ ስራሕን ካልእን ክጠቕም ዝኽእል ሰርትፍኬት ምሓዝ።

ኣድለይቲ ዛዕባታት ናይ ድሕረባይታን ደረጃ ብቕዓትን፣ ዘድልየኩም መስርሕ ኣመሃህራን ፣ ኣፈጻጽምኡን ክሳብ ኣቲ ናይ ፈተና እዋን በብመስርሑ ክወሃብኩምን ፣ ኣኣብ ውጽኢታውነቱ ክዓዪን ዘኻል መስርሕ ብግቧ ክትሓልፉ ኢኹም።

ሰልጠንቲ ከከም ደረጃ ክእለቶምን ክበጽሕዎ ዝደዩ ዓውድታትይ ዝሰማማዕ ናይ ደረጃ ክእለታዊ / ኣስራሒ / ን ስራሕ መቑጸሪን ፣ ን ስራሕ መፈተሺን ዝኸውን ካልእን ዝዓለመ ክኸውን ይኽእል ። ).

ከመይ ንገብሮ?

ን ኣማኸርቲ ናይ ፣ ፖልምልዋ፣ ሚስዮን ሎካል፣ ሲኣፔ ኣምፕልዋ፣ ወይ ou tout ን ስደተኛታት ዝሕግዛ ማሕበራት ምዝጉባት ምስ እትኾኑ፣ fiche navette ነዚ ቀጥዒ ብምምላእ ስደድሉምና : dflbfc2019@gmail.com

  • ብ ቴለፎን : 03 80 30 55 25
  • ኣብ ኣድራሻና : ኣብ 10 rue Camille Flammarion, 21000 Dijon ዲጆን
ኣማኻሪ ትምህርቲ ብሓጎስ ተቐቢሉ ደረጃኻ ክግምግምን ናብቲ ዝምልከቶ ጉጅለ ከቕንዓካን ቆጸራ ይሰርዓካ።

Lieu d'accueil

4 Quai Lafayette, 21170 Saint-Jean-de-Losne, France

03 80 30 55 25

dflbfc@laliguebfc.org

2 ter, Rue de la Libération, 21400 Châtillon-sur-Seine, France

03 80 30 55 25

dflbfc@laliguebfc.org

39, Avenue du Général Mazillier, 21140 Semur-en-Auxois, France

03 80 30 55 25

dflbfc@laliguebfc.org

12 Avenue Mal de Lattre de Tassigny, 21500 Montbard, France

03 80 30 55 25

dflbfc@laliguebfc.org

7 Avenue Maréchal de Lattre de Tassigny, 21200 Beaune, France

03 80 30 55 25

dflbfc@laliguebfc.org

Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • fairouzተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • lanie456ተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • mariaተርጓሚ/ሚት
  • liguebfcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • sylliguebfcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles