ምስ Progresser en français à Lyon - ምምሕያሽ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ንፈተና DELF - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሕያሽ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ንፈተና DELF

ምስ ምስ Progresser en français à Lyon

ኣዳላዊ UFCS Emploi Formation ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 13 jours

ኣዚ ንልዕሊ 2 ኣዋርሕ ዝጸንሕ መደብ ስልጠና፡ ንኣብነት፤

  • ምምሃርትምህርቲ ፈረንሳ፡ ልምምድ፡ ተራ ናይ ሓባር ጸወታታት...
  • ንምድላው ነቲ le DELFዝግበር ናይ ላግጺ ፈተና እዩ ።
  • ምስታፍ ን ሞያውን ምውጻእ ምዃኑ’ዩ።
  • ከመይ ጌርካኩም ከም እትዘውር ንምፍላጥ ዝሕግዙ ምኽርታት።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንምስታፍ ግድን፤
- ዝተሓተ ደረጃ ፈረንሳ A1 (ገለ ፈረንሳ ምርዳእን ምዝራብን)
- ኣብ ሊዮን ወይ ምብራቕ ሊዮን ዝነብር
- ናጻ ክትከውንን ስራሕ ክትረክብን ብፈረንሳ ዝሓሸ ምዝራብን ምጽሓፍን የድሊ

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምምሃር ሓደስቲ ቃላትን መግለጺታትን
  • ምኽኣል ልምምዳት ሰዋስው፡ ምትሕውዋስን ሕግታት ኣጸሓሕፋን።
  • ምርዳእ ዕላላት፡ ቪድዮታት፡ ጸብጻባት ዜናን መደባት ሬድዮን ምስማዕን ።
  • ምዝርራብ ኣብ መዓልታዊ ህይወትን ኣብ ስራሕን ብቋንቋ ፈረንሳ ብዝበለጸ
  • ምጽሓፍ ኣብ እዋናዊ ፍጻመታት፡ መዓልታዊ ህይወት ወይ ሞያዊ ኣርእስታት ጽሑፋት ።

  • ምእንቲ ንፈተና ንምሕላፍ ዝግበር ምድላውን ምኽርታትን
  • ናይ ልምምድ ፈተና ፈተናታት ኣብ ትሕቲ ቅድመ ኩነት ወግዓዊ ፈተና.
ምፍላጥ ዘገድስ ናይ ልምምድድ ንወግዓዊ ፈተና ንምድላው ዝግበር ናይ ልምምድ ፈተና እዩ።
DELF (Diplôme d’études en langue française) እዚ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ዘረጋግጽ ኮይኑ፡ ንምምሕዳራዊ መመልከቲታት (መንበሪ ፍቓድ ወዘተ)፡ ንስራሕ፡ ንመጽናዕቲ ወዘተ ክውዕል ይኽእል

  • ምክያድ ባህላዊ ዑደታት ቦታታት ምብጻሕ
  • ምልላይ ሓደስቲ ሞያታት ርኸቡ።

  • ምፍላጥ ኣብታ ከተማ ጠቐምቲ ኣገልግሎታትን ኣገደስቲ ኣድራሻታትን ኣበይ ከምዘለዉ ምፍላጥ
  • ከምኡውን ናብ ስራሕ ንምኻድ፡ ናብ ምምሕዳራዊ ቆጸራ ንምኻድ ብህዝባዊ መጓዓዝያ...

  • ን መዓልታዊ ህይወት ዝኸውን ኣብ ቤት ጽሕፈት ሓኪም፡ ኣብ ሱፐርማርኬት፡ ኣብ ቤት ትምህርቲ ህጻናት ምዝርራብ ምኽኣል ...
  • ምፍላጥ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ብቐሊሉ ከመይ ጌርካ ከም እትውድእ
  • ሞያውን መዓልታዊን ሰነዳት ብዝበለጸ ምርዳእን ምጽሓፍን።

ከመይ ንገብሮ?

ንማሕበራዊ ሰራሕተኛ፡ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል፡ ወይ ንናይ ሚሽን ሎካል ርክብ ሰብ ምስ UFCS Formation Insertion ንኽራኸበኩም ሕተቱ ፣ ከምእይውን ፤

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 13, Rue Auguste Lacroix, 69003 Lyon
  • 04 78 62 61 61
Chargement de la carte...

8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • UFCSኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት

Liens utiles