Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምውሳድ ኮርስ ደረጃ A2 ወይ B1 ብፈረንሳ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Avec Programme après le CIR

ኣዳላዊ F.I.D.E. (Formation Insertion pour le Développement et l'Emploi) ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ከከም መእተዊ ደረጃኡ ናይ ቋንቋ A2 ወይ B1 ስልጠና ኮይኑ፡ ን278 ሰዓታት ዝወስድ እዩ።

  • ከከም ቅልጣፈኹም ፡ 2 መዓልቲ ኣብ ማእከል ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 17 ከምኡ’ውን 2 ፍርቂ መዓልቲ ብርሕቀት ምክትታል ይከኣል።
ኣገዳሲ ሓበሬታ !
ከምኡውን ነጻ ደገፍ ናይ DELF A2 ወይ B1 ፈተና ብነጻ ምርካብ ይከኣል

ንምንታይከ የዘገድስ?

ንፈተና DELF A2 ወይ B1 ምድላውን ምዝገባን ብነጻ እዩ።

ብቑዕ ስልጠናን/ወይ ስራሕን ኣብ ምድላይኩም ንድግፈኩም መደብ እዩ።

ኣብ ሓደ ትካል ናይ ክልተ ሰሙን ልምምድ ብምግባር ንዓለም ስራሕ ዕድል ምርካብ

ከመይ ንገብሮ?

ናይኮርሳትና ኣብ ወብሳይትና ተዓዘቡ site.

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • youተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • edif93200ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles