ምርካብ ኣብ ሞያዊ ውህደትኩም ሓገዝ
ምስ ምስ Programme BOP 104 - Humando Essonne
ኣዳላዊ Humando , DDETS 91ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un moisኣብ ፈረንሳ ብማሕበራውን ሞያውን ብዓወት ንኽትወሃሃድ ዝሕግዘኩም ብሕታዊ ናይ ደገፍ መደብ ፡ እዚ ድማ፤
- ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ሞያዊ ደገፍ፣ ኮርሳት ፈረንሳ
ምፍላጡ ዘገድስ ሁማንዶ ንግዝያዊ፣ CDDን CDI, ውሱንን ቀዋምን ውዕላት ዝቖጽር ኮይኑ፡ ኣብ ሎጂስቲክስ፣ ኢንዱስትሪ፣ ህንጻን ህዝባዊ ስራሓትን፣ መመገቢ፣ ኣገልግሎትን ካልኦት ዓውድታትን ስልጠናታት እውን ይህብ።
- ምምሕዳራዊ ሓገዝ (ጥዕና፡ ኣባይቲ ወዘተ)
- ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምርዳእ ዝዓለመ ዓውደ መጽናዕትታት፡ ባህላዊ ምውጻእ...
ምፍላጡ ዝገድስ ንኽትሳተፍ፡ - ወለንተኛን ናይ ህይወት ፕሮጀክት ንምህናጽ ድራኸ ዘለዎን ክትከውን ኣለኩም - ካብ 2021 ጀሚሩ ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ክትከውን ኣለኩም - ከምኡ’ውን ኣብ OFII CIR (Contrat d'intégration républicaine) ዝፈረምኩም - ኣብ ክፍሊ ኤሶነ (91) ክትነብር ወይ ፖስታ ኣድራኹም ክህልወኩም ኣለዎ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
ስራሕ
ፈረንሳይ
ምምሕዳር
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስራሕ ምርካብ፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
Mona.Laalej_Humando91ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
Bayaneተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
Zeinabተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት