ምድላው ፈረንሳ ተማሂርኩም ንፈተና DELF ወይ DILF ምሕላፍ
ምስ ምስ Entrer dans l'écrit
ኣዳላዊ UFCS Emploi Formation ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 12 joursእዚ መደብ ንልዕሊ 2 ኣዋርሕ ዝጸንሕ መደብ ስልጠና፡ ኣብ እዞም ዝስዕኑ ነገራት፤
- ምክያድ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ልምምድ፡ ተራ ምጽዋት፡ ክትዕ ምክያድ ምኽኣል...
- ን DILF ወይ DELF ንምድላው ዝግበር ፈተናታት
- ብከመይ ጌርኩም ከም እትዘውር ንምፍላጥ ዝሕግዙ ምኽርታት
- ምስስታፍ ባህላውን ሞያውን ምውጻእ ምዃኑ’ዩ።
እቲ ዕላማ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ብዝበለጸ ምዝርራብን ብቐሊሉ ስራሕ ምርካብን እዩ።
ምፍላጥ ዘገድስ ነዚ ኮርስ ብፈረንሳ ክትዛረብ ፣ ምንባብ ወይ ምጽሓፍ ምስ ዝጸገመኩም ክትወስዶ ትኽእሉ ኢኹም ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 13, Rue Auguste Lacroix, 69003 Lyon
- 04 78 62 61 61
Chargement de la carte...
8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
UFCSኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት