Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ብ ስማርት ፎን ፣ ቋንቋ ፈረንሳይ ምምሃር

ምስ ብሳላ J'apprends

ኣዳላዊ Langues Plurielles ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

J'apprends ሓንቲ ተኣፕሊኬሽን ቋንቋ ፈረንሳይ ንምምሃር ትሕግዝ ፣ ወላ ዘይንብብን ወይ ዘይጽሕፍን ንኹን ክንምሃር ንኽእል፣ ምህዞ እዩ ::

ዓብይቲ ልዕሊ ዕደመ፣ ስዴተኛታ ረፍጂ ንምምሃር ወይ ፣ ኣብ መበቆል ሃገሮም ጠቅላላ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ወይ ቋንቋ ኣደ ናይ መበቆሎም ዘይተማህሩ ክኸውን ይኽእል :: ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ነዊሕ ግዜ ዝተቀመጡ ክኾኑይኽእሉ::

ኣብ ኣፕሊኬሽን "J’apprends" ይምሃር , ዘስልቹ ዓይነት ንጥፈታት የብሉን ወላ ውን ናይ ትርጉም የብሉን፣ እዛ ኣፕሊኬሽን ልክ ዕ ከም መወጻወቲ ጌም ኢያ ፣ በብክፈለ ዘመን ተሰራዓ ኣላ ፣ ጸውታ ጌም ናይ ቪድዮ፣ ብስእሊ ንምምሃር ፣ ደስ እናበለና ነጽናዓሎም መደባት ::

ብዛዕባ ኣብ ከተማ ዝግበሩ ምስ ኵነታታ ሓፈሻዊ ናብራ ዝተኣሳሰሩ ትምህርቲ ቃላት ::

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ኣፕኪኬሽን J’apprends" ይመሃር ፣ እናተዘናጋዕና ቋንቋ ፈረንሳ ክንምሃር ንኽእል ::

በብቑሩብ፡ ኣብ መዓልታዊ ኩነታት ህይወት ዝረብሑ ብቓላትን ሓረጋትን ክንርዳእ፡ ክንራኸብን ክንገልጽን ተለለማመዱ።

ድምጺ ቴለፎንን ተጠቒምና ብዙሕ ግዜ ክንሰምዕ፡ ክንዛረብን ክንስጉምን ኢና ዝገብረና መደብ።

ከመይ ንገብሮ?

ኵሉ ሓበሬታት ኣብዚ ሊንክ ብምጥዋቅ ክንረክብ ንኽእል Ici!

ኣብ ኣፐል እስቶር እንተ ኮይኑ ኣብዚ ንጠውቕ : Ici!

ኣብ ጎጉል እንተ ኮይኑ ኣብዚ ንጠውቕ : Ici!

Liens utiles