Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምዕባለ ብቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Cours de français A1.1, A1, A2

ኣዳላዊ F.I.D.E. (Formation Insertion pour le Développement et l'Emploi) ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ትምህርቲ ቋቋ ፈረንሳ፡ ኣብ ሰሙን 3 መዓልታት ን3ኣዋርሕ ንምሃብ ዝተዳለወ መደብ እዚ

  • ንምርግጋጽ ብቅዓት ናይ ደረጃ A1 ወይ A2
  • ምእንቲ ስራሕ ንምርካብ ንክሕገዙ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ DILF ማለት (መጀመርታ ዲፕሎማ ቋንቋ ፈረንሳ) A1.1 ወይ DELF (ዲፕሎማ መጽናዕቲ ቋንቋ ፈረንሳ) A1 ወይ A2

  • ንሲቪ ንምጽሓፍ ዝሕግዝዙ ቃላት ምፍላጥ
  • ንደረጃ A2 ዝኸውን ስራሕ ወይ ስልጠና ኣብ ምድላይ ዝግበር ደገፍምርካብ

  • ናይ ስራሕ ቃላት ምጥቃም ምኽኣል
  • ብሳላ እዚ መደብ ኣብ ሓደ ትካል ንደረጃ A2 ዝከኣል ልምምድ ምስታፍ

ከመይ ንገብሮ?

  • ብስልኪ ብምድዋል፡ 06 49 89 36 19
  • ኣብቲ ቦታ፡ ኣልጎሪዝምስ ፓርክ፡ ህንጻ ሶፎክለ፡ immeuble le Sophocle, 141 Rue Michel Carré, 95100 Argenteuil. ብምብጻሕ ይከኣል
ኣገዳሲ ሓበሬታ!
እቲ ቤት ጽሕፈት ዓርቢ ንግሆ ካብ ሰዓት 9፡30 ክሳብ 12:30 ክፉት እዩ።
ብዛዕባ ኮርሳት ፈረንሳ ሓበሬታ ንምርካብ ኩሉ ግዜ ዓርቢ ኣኼባ ኣሎ።

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • edif93200ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • domitilleተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • hendተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles