Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ስራሕ ንምርካብ ፈረንሳ

ምስ ምስ Pro FLE

ኣዳላዊ Association ADALEA ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 19 jours

ንኣብ ነት ኣብ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ቋንቋ ፈረንሳኻ ንምምሕያሽን ናጻ ንምዃንን ዝሕግዝ መደብ ስልጠና፡ ክኸውን ይኽእል

  • ምኽኣል ምስታፍ ትምህርቲ ፈረንሳ
  • ምርካብ መብርሂ ብዛዕባ ሞያዊ ዓለም ዝምልከት
  • ምርካብ ኮምፒተርን ሞባይልን ተጠቒምካ ስራሕ ንምድላይ ዝሕግዙ ምኽርታት
  • ምኽእላ ኣቀራርባ ባህሊ ፈረንሳ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምምላኽ ንስራሕ ዝጠቅሙ ቃላት
  • ምኻኣልን ምርዳእን መብርሂ ናይ ሞያዊ ሰነዳት።
  • ምርኻብ ምስ ሕግታት፡ ውዳበ፡ ድሕነትን ባህርያትን ኣብ ትካላትኣሰራርሓን ብግቡእ ምክትታል
  • ምርኻብ ምስ ኣብ ሎውዴክን ከባቢኣን ዝግበር ዑደት ትካላት ስራሕ
  • ምህላው ስልጠና ኣቀራርባ ማእኸላት
  • ምርካብ ናይ ስራሕ ልምምድ ናይ ምግባር ዕድል።

  • ምኻኣል ኮምፒተር ምስ ዋይፋይ ምትእስሳር፡ ኣብ ኢንተርነት ምድላይ፡ ኣፕሊኬሽን
  • ናይ ስራሕ ዕድል ንምድላይ ብተሌፎን ዝቐርብ መመልከቲ።

  • ብሳላ እዚ መደብምቕራብ ክብርታት ሪፓብሊክ ፈረንሳ፡ ከምኡ’ውን መሰላትን ግቡኣትን ዜጋታት
  • ምጥቃም ህዝባዊ ኣገልግሎታትን ጠቐምቲ ኣድራሻታትን ኣብ ሎውዴክ።

ከመይ ንገብሮ?

Lieu d'accueil

Maison de l'emploi, 1, Rue de la Chesnaie, 22600 Loudéac

02 96 28 04 35

secretariat.loudeac@adalea.fr

Chargement de la carte...

7 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • Karine-ADALEAኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles