ምሕላፍ ኣብ ወግዓዊ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ምስክር ምርካብ
ምስ ምስ Avec SYLLABE
ኣዳላዊ SYLLABE ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 16 joursእዚ ምስርክ ወዘቐት እዚ ብደረጃ ፈረንሳ ምስክር ወረቐት እዚ ንቋንቋ ኣዲኦም ወይ ናይ መበቆሎምን ቁንቋ ፈረንሳ ዘይኮኑ ሰባት ወግዓዊ መርትዖ ቋንቋዊ ደረጃ ንምርካብ ዝዓለመ እዩ።
ብፍላይ ድማ
- ኣብ ዩኒቨርሲቲ ተመዝገብ (ዝተሓተ ደረጃ B2) ዘለዎም
- ንፈረንሳዊ ዜግነት ንምምልካት ክትክሉ (ዝተሓተ ደረጃ B1) ዘለዎም
- ናይ 10 ዓመት ነባሪ ካርድ (ዝተሓተ ደረጃ A2) ከተመልክቱ ዝኾኑ
ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ንምርግጋጽ ሓያሎ ፈተናታት ኣለዉ። A Agenክትከዱ ትኽእሉ ኢኹም፤
- ናይ ፈረንሳ ፍልጠት ፈተና (TCF)
- ዲፕሎማ መጽናዕቲ ቋንቋ ፈረንሳ (DELF)
ካብ ጥሪ 2025 ንንየው መመዝገቢ
- ን TCF : 160€
- ን ድማ DELF : A1 100€ / A2 110€ / B1 140€ / B2 150€ ክኸውን እዩ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
145 Avenue Henri Barbusse, 47000 Agen, France
05 53 87 84 67
accueil@syllabe47.fr
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
ornellaተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
pileaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት