Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስናይ ንምኽኣል ትግባረ ውልቃዊ ፕሮጀክትን ቋንቋ ፈረንሳን፣

ምስ ምስ Actives et connectées

ኣዳላዊ Cap Ulysse ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 19 jours

እዚ ንስራሕ ዝደልያ ደቂ ኣንስትዮ ዝጸንሕ ናይ 4 ኣዋርሕ መደብ ስልጠና፡ ዝወሃብ ኮይኑ እዚ ድማ፤

  • ምምሃር ትምህርቲ ፈረንሳ
  • ምኻል ንሞያዊ ፕሮጀክት ዝኸውን ምኽሪ ምሃብ
  • ምህላው መግለጺታት ብዛዕባ ባህሊ ፈረንሳን ዲጂታላዊ ቴክኖሎጅን ዝምልከት

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኻኣል ምልላይ ሰነድ፣ ኣፋውን ጽሑፋውን ልምምዳት።
  • ጠቐምቲ ቃላት ንዝቐርብ ስራሕን ውዕላት ስራሕን ንምርዳእ ጠቐምቲ ቃላት
  • ምኽኣል ኣብ እዋን ቃለ መሕትት ስራሕ ክእለትካ ከተቕርብ ምኽኣል
  • ምኽኣል ቀለልቲ መልእኽቲ ክትጽሕፍ ምኽኣል።

  • ሰደንኩም፣ሲቪኹም ፈጢርኩም ኣሐዲስኩም ምስዳድ
  • ከምኡውን ሞያ ንምምራጽን ንዝቐርብ ስራሕ ንምድላይን ዝሕግዙ ምኽርታት ልርካብ
  • ምርዳእ ዓይነታት ናይ ደሞዝ ወረቐት፡ መደብ ስራሕ፡ መምርሒታት
  • ምህላው ዑደት ናብ ኩባንያታትን ማእከላት ወዘተ

  • ምድላይ ኮምፒተር ምስ ዋይፋይ ኣራኽባ፣ ኣብ ኢንተርነት ሓበሬታ
  • ምኻኣል መዓልታዊ ሰነዳት (ሕሳብ፡ ስእልታት...) ከምኡ’ውን ሞያዊ ሰነዳት (ናይ ክፍሊት ስሊፕ፡ ቅጥዒ...) ኣውሪድካ ምጽሓፍን ምውዳብን
  • ን ኣጠቓቕማ ሶፍትዌርምኽኣል
  • ምፍላጥ ሕግታት ድሕነት ኢንተርነት

  • ምኽኣል ክብርታት ሪፓብሊክ ፈረንሳ፡ መሰላትን ግቡኣትን ዜጋታት ኣብ ፈረንሳ
  • ምኻኣል ምስ ሰባት ምርኻብ
  • ሓፈሻዊ ትሕዝቶ ጽላታት ንግድን ህዝባዊ ኣገልግሎታትን ኣብ ቦርዶ Bordeaux. ።

ከመይ ንገብሮ?

ናብ ወይዘሮ ኤሊስ ላፎን-ሲልበርElise Lafon-Silber : ኢመይል ክትሰዱ ትኽእሉ ኢኹም ፡ lafonsilber@capulysse.fr

Lieu d'accueil

5, Rue de Marengo, 33000 Bordeaux

lafonsilber@capulysse.fr

Chargement de la carte...

7 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • Cap Ulysseኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles