ምስ FLE d'Intégration - ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ A1 - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ A1

ምስ ምስ FLE d'Intégration

ኣዳላዊ L. P. FORMATION - FORMACOOP ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 19 jours

ምስታፍ ኣብ ኮርሳት ረታዊ ቋንቋን ባህልን ፈረንሳ ምፍላጥ ዝጠቕሙ።

ምፍላጡ ዘገድስ ንምስታፍ ግድን፤
- ምዃን ኣህጉራዊ ሓለዋ ዘለዎም (ናይ ስደተኛ ደረጃ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ፣ ሃገር ኣልቦ ሰብ) ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ምዃን
- ፈለማ ብቋንቋኻ ምንባብን ምጽሓፍን ክትክእልን ፊደላት ላቲን ክትፈልጥን ምኻኣል።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምኽኣል ድምጽታት ንምምሃር ምስ ቅርጽታት ሕብሪ ዝተመርኮሰ ኣገባብ ።

ምፍላጥ ኣቀራርባ ክብርታት ሪፓብሊክ ፈረንሳ፡ ታሪኻ፡ ባህላዊ ልምዳታ...

ምእንቲ ኣብ ኣብ ሱፐርማርኬት፡ ኣብ ቤት ጽሕፈት ሓኪም፡ ኣብ ህዝባዊ መጓዓዝያ ናጻ ምዃን ጠቐምቲ ቃላትን መግለጺታትን ምፍላጥ...

ከመይ ንገብሮ?

8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • laurence pኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles