ምህላው ናይ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓት ምስክር ወረቐት
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1139 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ
ምቕራብ Réseau Alpha ኣልፋ ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ ዝካየድ ኮርሳትን ስልጠናን ፈረንሳ ዝገልጽ ካርታ የቕርብ።
ምርካብ ኣብ ሰሙን 20 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ + ንጥፈታት ኣብ ዩኒቨርሲቲ Jean Monnet à Saint-Etienne ጂን ሞኔት ኣብ ሴንት-ኢቲየን።
ምፍላጥ ኣብ ፓሪስ ዝሰማማዓኩም ኮርስ ንምርካብ ደረጃ ፈረንሳ
ምስ ፈረንሳን ባህልን ምምሃር ጀምር፣ ሰፈርን ምስቲ ከባቢ ምፍላጥን፣ ናጽነት ምርካብ
ምርካብ ገምጋም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳይ ንምፍላጥ ፈተና ብነጻ ብምግባር ነዚ ዕድል ተጠቐም፤ ተወሳኺ ውልቃዊ ምኽሪን ምርካብን።
ምርካብ ከከም ደረጃ ክእለትኩምን ባህሪ ፕሮጀክትኹምን ስለጠና ምእንቲ ክትረኽቡ ምሕጋዝ፣
(ኣብ ዞባ ላዕለዋይ ጋርኖል ኦን ኡ ጋርኖል en Haute-Garonne) ናይ ሞያዊ\ት ናትካ\ኪ ናይ መጻኢ ንምህናጽ ናይ ድጋፍ ሓገዝ ምርካብ ::
እዚ ኣ በ ሰ ደ ኤፍ ኤል አ (ABCD.FLE) ዝተባህለ መደብ፥ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትኩም መዚኑ፥ ምስቲ ሕጂ ዘለኩም ብቕዓት ዝሰማማዕን ዝኸይድን ዝተመጣጠነ፥ ንመጻኢ ክትወስድዎን ክእለት ቋንቋ ፈረንሳ ከተመሓይሽሉ ዘኽእለኩም ስልጠናን ትምህርትን ኣብ ምሃብ ዝሕግዘኩም መደባት ኣለዎ።
እቲ ደረጃ ምግምጋምን፣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልተና ዕድል ምርካብን እዚ ኹሉ ብሳላ ALF Auvergne
ንኹሉ ደረጃታት ዝኸውን ትምህርቲ ካብ ሰዓት 18 ጀሚሩ ቋንቋን ባህልን ፈረንሳ ንምምሃር
ዝተፈላለዩ ደረጃታት መለክዒታት ናይ ቋንቋ (A1, A2 ን B1) ሰርቲፊኬት እትሕዝሉ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ንምስታፍ
ምጽናዕ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ከተማ ክሌርሞ ፌሮ ን ኩሮን ኡቨርኝ (Clermont-Ferrand ከምኡ እውን Cournon d'Auvergne)፣ ማእከል ፈተናን ትምህርቲን
ምርካብ ደረጃኹም ዝመጣጠን ናይ ፈለማ ዘለኩም ደረጃ ቋንቋ ዝግምግም መርመራ ድሕሪ ምግባር ምፍላጥ
ምግምጋም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ገምግም እሞ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ንምርካብ ሓገዝ ምርካብን ዘጠቓለለ
ምስታፍ ኣብ ናይ ሓባር ምቕባል፡ ገምጋም፡ መርመራን ምምሃርን ቋንቋ ፈረንሳ ንወጻእተኛታት።
ስልጠና ንምርካብ ኣብ ሊዮን ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ንምርካብ ሓበሬታ 1ይ/2ይ/4ይ ዝኽውን ሓበሬታ
ምርካብ ሓገዝ ኣብ ስልጠና -ምኽሪን ሓበሬታንን ኣብ ልዮንን ኣከባቢኣን
ትምህርቲ ቋንቋ 2 ወርሕን ፈረቓን ናይ ፈረንሳ ኮርስ (17.5 ሰዓታት ኣብ ሰሙን) ደረጃ B1 ኣብ ፖይቲየስ ምስ OFII
ምርካብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ሰሙን 6 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ ንኹሉ ክፉት ኮይኑ DELF B1
ቤት ትምህርቲ ጂ ኣር ኤስ ፣ ንሓደሽቲ ንስደተኛታትን ከምኡ’ውን ናይ ዑቕባ ዝወሰዱን ብነጻ ትምህርቲቋንቋ ፈረንሳ የቅርብ፤፣
ኢንተርነት ብምጥቓም ፣ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓትኩም ንምምዕባል ብዝተፈላለየ ኣፕሊኬሽን ብምሕጋዝ ኮርስ ምውሳድ።
ምምሃር ቋንቋ ምስ Vivre en France A1 ወይ A2ወይ B1 ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምስ - Vivre en France - ደረጃ A1 ወይ A2 ወይ B1
ምርካብ ዕድል ንምምሕያሽ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ A2 ወይ B1 ንኽህልወካ ፈረንሳኻ ኣመሓይሽ እሞ DELF ምውሳድ ክትክእሉ
DELF ወይ TCF ብምሕላፍ ወግዓዊ ዲፕሎማ ምርካብ
ቋንቋ ፈረንሳ ን ምምሃር / ናይ ደረጃ A2 / ቋንቋ ፈተና / DFL / ናይ ቋንቋ መጽናዕቲ
ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ንምምሕያሽ ምእንቲ ክትክእሉ ፣ ወለንተኛታትና፣ ኣብ ምምሃርርኩም ምስልጣንኩምን ክሳተፉ ድልዋት እዮም