ምምሃር ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ ምዝራብ ንምኽኣል
ምስ ምስ Forma-TIC BOP 104
ኣዳላዊ Forma-TIC ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un moisኣብ ሞያዊ ውህደትኩም ክትዕወቱ ዝሕግዘኩም ናይ 4 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ጽዑቕ ደገፍ (ኣብ ሰሙን ኣስታት 4 ፍርቂ መዓልታት)።
እቶም ዓውደ መጽናዕትታት ብጉጅለ 8 ሰባት ዝካየዱ ኮይኖም፡ ውልቃዊ ምክትታል ይግበረሎም።
እዞም ዝስዕቡ ንገራትክትገብሩ ምኽኣል ፥
- ምምሃር ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ ፈረንሳ
- ዕላምኡ ድማ ደረጃታት A2 ወይ B1 ምብጻሕ
- ዲጂታላዊ መሳርሒታት ምጥቃም፡ ናይ ኢመይል ኢንቦክስ ምምሕዳር ምኽኣል፡ ከምኡውን ናይ ኦንላይን CV ሲቪ ምፍጣር፡ ከምኡ’ውን ንዝቐርብ ስራሕ ንምድላይ ተግባራር ምኽኣል።
- ብኸመይ ብቐሊሉ ስራሕ ከም እትረክብ ምኽሪ ውሰድ: ሲቪ ምጽሓፍ: ናይ ተበግሶኹም ደብዳበ: ንስራሕ ቃለ መሕትት ምድላው: ከምኡውን ምስትካላት መርበብ ሓበሬታ ምግባር
- ምኽኣል ኣብ ናይ ሓባር ውልቃዊ ባህርያት ምምዕባል: ርክብ: ውዳበ: ናይ ሓባር ስራሕ
- ከምኡ ውና ኣብ ሓደ ትካል ናይ ስራሕ ልምምድ ።
ኣብ ዓመት 2 ክፍለ ግዜታት ኣለዉ እቶም ኮርሳት ድማ ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ኣብ ቪለፍራንቸ-ሱር-ሳኦን (ናይ ቀደም Pôle emploi) ምኻድ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ፤
- ፈለማ ምህላው ወረቐት ፣ሓፈሻዊ ሓለዋ ክህልዎ: ስደተኛ: ወይ ንኡስ ሓለዋ: ሃገር ዘይብሎም ሰታት ምኳን
- ወይ ውንመንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ
- ኣብ OFII CIR (contrat d'intégration républicaine) ድሕሪ ምፍራሙ
- ምህላው ስራሕ ክትደሊ ወይ መደብ ሞያ ክትህልወኩም።
እዚ ደገፍ ንተጠቀምቲ ግዝያዊ ሓለዋ ሕጋዊ ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎም እውን እዩ።
- ፈለማ ምህላው ወረቐት ፣ሓፈሻዊ ሓለዋ ክህልዎ: ስደተኛ: ወይ ንኡስ ሓለዋ: ሃገር ዘይብሎም ሰታት ምኳን
- ወይ ውንመንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ
- ኣብ OFII CIR (contrat d'intégration républicaine) ድሕሪ ምፍራሙ
- ምህላው ስራሕ ክትደሊ ወይ መደብ ሞያ ክትህልወኩም።
እዚ ደገፍ ንተጠቀምቲ ግዝያዊ ሓለዋ ሕጋዊ ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎም እውን እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ስራሕ
ምምሕዳር
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ፈተና ንገምጋም ብቕዓት ቋንቋ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
stephaneኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
Bayaneተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት