ምምሃር፣ ንሞያዊ ውህደት ዝሕግዝ ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Cours de français professionnel niveaux alpha à B1
ኣዳላዊ Osengo Occitanie Nord ኣቐድዲሙ ዝነበረ 19 днів томуን ኣብ እዞም ዝስዕቡ መደብ ስልጠና ምስ ናይ ፈረንሳ ኮርሳትን ዓውደ መጽናዕትታትን ን፤
- ፈለማ ፣ ምኽኣል ብቐሊሉ ምዝራብ፡ ምንባብን ምጽሓፍን ዝጠቕሙ
- ምእንቲ ምርዳእ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ከመይ ከም ዝሰርሕ ምርዳእ፡ ታሪኽ፡ ትካላት...
- ከምኡውን ዓለም ስራሕ ምርካብ: ኮዳት: ከተኽብሮ ዘለካ ልምድታት...
- ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝርከቡ ትካላት ንግድን ሞያዊ መሓውራትን ምፍላጥ
- ምኽኣል ንስራሕን መዓልታዊ ህይወትን ዝኸውን ዕማማት ብኢንተርነት ንምፍጻም።
ምፍላጡ ዘገድስ ደረጃ ንምውሳንን ምዕባለኻ ንምዕቃንን 2 ገምጋማት ኣለዉ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
15 bis avenue Roger Salengro, 82000 Montauban, France
coordo.occitanie@osengo.fr
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ስራሕ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ፈተና ንገምጋም ብቕዓት ቋንቋ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
vanessa-osengoኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
CaitlinAnglaisተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
mariamተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት