ምምሃር ናጻ ዝገብረኩም ፈረንሳ ተማሃር
ምስ ምስ Ateliers sociolinguistiques

ኣዳላዊ Association EPAFA UDV ኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців тому
እዚ ኣብ ሰሙን ብዙሕ ግዜ ምስ ደረጃኻ ዝተመጣጠነ ትምህርቲ ፈረንሳ ን፤
- መሰረታዊ ቋንቋ ፈረንሳ (ሰዋስው፡ ስነ-ቓላት) ተማሃር
- መዓልታዊ ቃላትን መግለጺታትን ምርዳእን ምጥቃምን።
- ሕብረተሰብ ፈረንሳን ከመይ ከም ዝሰርሕን ምርካብ
- ውልቃዊ ባህርያትካ ኣማዕብልን ምስ ሰባት ተራኸብን።
ንመዝገብ ኮርስ ዝኸውን ክፍሊት ኣባልነት ፡ ኣብ ዓመት €20 ። ኣስተውዕሉ፡ ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማርኩም ናይ ደረጃ ፈተና ክትወስዱ ኢኹም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 198 Av. du Château Gallieni, 83600 Fréjus, France
- 04 94 17 15 72
- association.epafa@free.fr
Passer la carte
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
ፈተና ንገምጋም ብቕዓት ቋንቋ
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳይ፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ክንክን ቆልዑ
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
epafa - udvኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
olga b.ተርጓሚ/ሚት
killian douchetተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት