ምድላው ን ፈተና ቋንቋ ፈረንሳ ንፈተና DELF
ምስ ምስ BOP 104 - Intégration et accès à la nationalité française
ኣዳላዊ Léo Lagrange Animation CSF Victor Hugo ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці томуኣብዚ ናይ ትምህርቲ ዓመት ትምህርቲ ፈረንሳ (ደረጃታት A1, A2 and B1) ን፤
- ምህላው ምዕባለን ንፈተና DELF A2ን B1 ን ምድላዋት ምግባር
- ንህይወት ፈረንሳ ርኸብ: ሕግታት: መሰላት: ግቡኣት: ምውጻእን ባህላዊ ንጥፈታትን።
- ስራሕ ንምድላይ ዝሓሸ ምድላዋት ምግባር።
ነፍሲ ወከፍ ጉጅለ ኣብ ሰሙን ክልተ ክፍልታት ኣለዋ፡ ነፍሲ ወከፈን ንኽልተ ሰዓታት ዝጸንሓ እየን።
ንምስታፍ ግድን፤
- ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልዎም: ስደተኛ: ንኡስ ሓለዋ: ሃገር ዘይብሉ ሰብ
- ወይ ድማ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ
- ኣብ OFII CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን) ፈሪሞም ኣለዉ።
- ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልዎም: ስደተኛ: ንኡስ ሓለዋ: ሃገር ዘይብሉ ሰብ
- ወይ ድማ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ
- ኣብ OFII CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን) ፈሪሞም ኣለዉ።
ክፍልታት፡ ዓውደ መጽናዕትን ንጥፈታትን ንኹሉ ክፉት እዩ።
እቲ ስልጠና ኣብ መወዳእታ ዲፕሎማ ኣይህብን እዩ ግን ናይ ምምጻእ ወይ ምክትታል ምስክር ወረቐት ክህልወካ ይኽእል እዩ።
ንመዝገብ ዝኸውን ክፍሊት ኣባልነት ፡ ኣብ ዓመት €22 ።
እቲ ስልጠና ኣብ መወዳእታ ዲፕሎማ ኣይህብን እዩ ግን ናይ ምምጻእ ወይ ምክትታል ምስክር ወረቐት ክህልወካ ይኽእል እዩ።
ንመዝገብ ዝኸውን ክፍሊት ኣባልነት ፡ ኣብ ዓመት €22 ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
4, Rue Victor Hugo, Quartier des Écrivains (Cité Erstein), 67300 Schiltigheim, Bas-Rhin, Grand Est, France métropolitaine
03 88 62 14 13
accueil.csf@leolagrange.org
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ቤት ጽሕፈታት
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ፈተና ንገምጋም ብቕዓት ቋንቋ
ምንጣፍ ኣብ ባህላዊ መደባት
ዝነብረሉ ከተማን ዞባን ምፍላጥ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
l. agapiኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
hadjer loumaniተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት