ርኸቡ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት ምስ እትደሉ
ምስ `ምስ Coordination Territoriale Linguistique du Sud Essonne
ኣዳላዊ Horizons Formations ኣቐድዲሙ ዝነበረ 10 місяців томуእዚ
ንምግባር እዞም ዝስዕቡ ነገራት ይጠቕሙ
- ምግምጋም ደረጃ ናይ ምዝራብን ጽሑፍን ፈረንሳ
- ሓጋዚ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ኤሶን ምቹእ ኮርስ ንምርካብ ምኽኣል
- ከምኡውን ኣብ እዋን ስልጠናኻ ብሕታዊ ደገፍን መምርሕን ንኽህልወኩም ምግባር።
ምፍላጡ ዘገድስ ብሳላ እዚ መደብ እዚ ክእለትኩምን ድሌታትኩምን ከምኡውን ደረጃኹም ምሉእ ብምሉእ ንምርዳእ ውልቃዊ ቆጸራ ይስራሕ ። እዚ ን ኣብ ደቡባዊ ኤሶን፡ ኣብ ከባቢ ከተማታት ኣርፓጆን፡ ብሬቲኒ-ሱር-ኦርጅ፡ ዶርዳን፡ ኤታምፐስን ሜነሲን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ይወሃብ ምዃኑ ፍለጡ ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ እቲ ናይ ኣገልግሎት መደብ እዚ ንኹሉ ሰባት፡ ንዝኾነ ዕድመ፡ ጾታ፡ ሃገር፡ ከምኡ’ውን ምስ ወረቐት ወይ ብዘይ ወረቐት ክፉት እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- Coordination Territoriale Linguistique du Sud Essonne, 10, chemin du Larris, 91150 Étampes, France
- 01 60 80 91 52
- maryneprigentctl@gmail.com
- Coordination Territoriale Linguistique du Sud Essonne , 2 rue de l'Aitre, 91290 Arpajon, France
- 01 60 80 91 52
- maryneprigentctl@gmail.com
Chargement de la carte...
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
isabelleachardhorizonsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
noorተርጓሚ/ሚት
ali.abo-tahaተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት