ምምሃር ፈረንሳ ብቪድዮታት
ምስ ምስ Plateforme Do You Speak Grand Est

ኣዳላዊ Région Grand Est ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 6 mois
እዚ ንፈረንሳ ቋንቋ ብነጻ ንምምሃር ዝሕግዝ ናይ ኦንላይን መድረኽ ምስ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ፤
- ፈለማ ኣብ መዓልታዊን ሞያውን ህይወት ልሙዳት ኩነታት ዝገልጽ ቪድዮታት
- ምግባር ልምምዳት ሓጸርቲን ዘዘናግዑን ።
- ናይ ጀመርቲ ኮርስ (ስታርተር ላብስ)(Starter Labs)
- መስተጋብራዊ ስእላዊ መዝገበ ቃላት (ስእሊ ቮካብስ) (Photo Vocabs)
- ስራሓት ፈተናታት ኣብ ሓባራዊ ኤውሮጳዊ መወከሲ ቋንቋታት ዝተመርኮሰ ናይ ብቕዓት
- ሓደ ናይ ሞያ መንገዲ: ኣጋይሽ ምቕባልን ምምጋብን: ውልቃዊ ኣገልግሎት: ህንጻን ህዝባዊ ስራሓት...
ኣዝዩ ኣሀግዳሲ ሓበሬታ እቲ መድረኽ ንኹሎም ነበርቲ ዞባ ግራንድ ኢስት habitants du territoire de la région Grand Est. ክፉት ’ ዩ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ፈተና ንገምጋም ብቕዓት ቋንቋ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
DYSGEኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
Adriana14122001@@ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
CaitlinAnglaisተርጓሚ/ሚት
Marwa ተርጓሚ/ሚት
Bayaneተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
asimaተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት