ምድላው ን ቋንቋ ፈረንሳ ተማሂርኩም ንፈተና DELF
ምስ ምስ Association Revivre
ኣዳላዊ Association Revivre ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 10 moisኣብ ፓሪስ ንሸሞንተ ኣዋርሕ ዝጸንሕ ስልጠና ኣብ እዞም ዝስዕቡ ነገራት፤
- ምምሃር መዓልታዊ ፈረንሳ
- ምቕጻል ትምህርሪ
- ምእታው ናብ ሞያዊ ስልጠና
- ምርግጋጽ ፍልጠትኩም
- ምድላውፈተና DELF A1, A2 ወይ B1 ኣዳልዩ ይወስድ።
ንምምዝጋብ ግድን ዘድሊ ነገራት፤
- ስደተኛ፡ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሓታቲ ዑቕባ ምዃን - ኣብ ኩሉ ኮርሳት ንምስታፍ ድሉው ክኸውን። ኮርሳትን ክፍሊት ፈተናን ብነጻ እዩ።
- ስደተኛ፡ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሓታቲ ዑቕባ ምዃን - ኣብ ኩሉ ኮርሳት ንምስታፍ ድሉው ክኸውን። ኮርሳትን ክፍሊት ፈተናን ብነጻ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
100, Boulevard de Belleville, 75020 Paris, France
Chargement de la carte...
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
coursdefle_revivreኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
mariamተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት