Panneau de gestion des cookies

{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ

ናይ ምምሕዳር ፋይላት

100

ድሉዋት ፋይላት

505
ድሉዋት ፋይላት
505
5 départements

Apprendre à utiliser un ordinateur et les outils numériques

6 semaines pour apprendre à aller sur internet et faire les démarches sur ordinateur + des cours de français
ብነጻ
ትኽኽል 6 ስሰሙን
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
Simplon.coRefugeeks
21 - Côte-d'Or

ምዕዳግ ብሕሱር ዋጋ

ንዑ ክሰብሉ፣ ን መዓልታዊ ን መግቢ ዝጠቕሙ ነገራት ምግዛእ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
Epicerie Sociale et Solidaire ምስ l'Épicerie Sociale
13 - Bouches-du-Rhône

ምምሃር ንስራሕ ዝሕግዘኩም ቋንቋ ፈረንሳ

ምምሃር ንስራሕ ዝሕግዘኩም ቋንቋ ፈረንሳ ምስ እትደልዩ ነጻ እዩ
ብነጻ
ፈረንሳይ
ANCRAGESምስ Ancrages
2 départements

ምምሕያሽ ናይ ቋንቋ ብቅዓትኩም

ብዲጂታል ዝበሃል፣ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳን፣ ምስ ሓደሽቲ ሰባት ናይ ምልላይ ዝዓለመ መደብ፣ ዘሳልን ዝሕግዝን ስልጠና ምውሳድ።
ብነጻ
ዳርጋ 12 ስሰሙን
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ
Weavers Franceምስ la Pré-Formation Weavers pour primo-arrivants (ex-Tissu Solidaire)
44 - Loire-Atlantique

ምርካብ ሓበሬታ ንምንባር ኣብ Saint-Nazaire

PARL'On ንስደተኛታታ ኣብ Saint-Nazaire ናይ ምምሕዳር ወረቓቕቲ ኣብ ምጽፋፋ ንምሕጋዝ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
Association Solidarité Estuaireብምትሕብባር PARL'On
69 - Rhône

ምድህሳስ ሞያ ቅብኢ ኣብ ህንጻ

እዚ ስልጠና እዚ ሰርትፍኬት 3 ደረጃ ሞያ ዘውህብን፣ ናይቲ ብ Façadier-Peintre ዝበሃል ጥበብ ዘቕስም፣ ዘማዕብልን እዩ። .
ብነጻ
ትኽኽል 12 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
Les clés de l'Atelierለ ክሌ ደ ኣተልየ Les clés de l'Atelier
33 - Gironde

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ

ምርካብ ቛንቋ ፈረንሳ ብፍላይ ድማ መሰረታዊ ኣፍልጦ ኮምፒተር ኣጠቓቕማ numérique "digital"
ብነጻ
ፈረንሳይ
ZEKIምስ "ZEKI"
21 - Côte-d'Or

ምጉዓዝ ኣብ ዓባይ ከተማ ዲጆን Dijon

ምርካብ መጓዓዝያ ብዝተመጣጠነ ዋጋታት ኣገልግሎት ኣብ ዲጆን።
ብቅዓት = ክእለት
DIVIAምስ DIVIAMOBILITES ዝበሃል ትካል
69 - Rhône

ምስራሕ ኣብ ተነኮ ምህራም

ናይ 6 ኣዋርሕ ስልጠና ን ስራሕ ህንጻ ምህራም ተነኮ
ብነጻ
ዳርጋ 6 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
Les clés de l'Atelierኣብ Les clés de l'Atelier
69 - Rhône

ምድህሳስ ኣብ ስርሓት ዕንጸይቲ

እዚ ስልጠና እዚ፣ ከመይ ዝበልኩም ሞያውያን ጸረብቲ ዕንጸይቲ ወይ ኣብ ሞያ ካርፔንተር ክእለት ን ኽህልወኩም ዝገብር ዝኽእል እዩ
ብነጻ
ዳርጋ 6 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
Les clés de l'Atelierለ ክለ ደ ኣተልየ Les clés de l'Atelier
69 - Rhône

ምድህሳስ ሞያ ስራሕ ናይ ቤት መሞቒ ማሽን

እዚ ስልጠና እዚ መስርሕ ምግጥጣም Thermique ን ከምኡውን 3. ደረጃ ናይ 'ሳኒቴኽን' የሰልጥን።
ብነጻ
ዳርጋ 8 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
Les clés de l'Atelierለ ክሌ ደ ኣተልየ
69 - Rhône

ምስራሕ ሞያ ኤለክትሪክ ናይ ህንጻ

እዚ ስልጠና እዚ ሞያውያን ናይ ኤልክትሪክ ምስኳን ኣብ ንህጻታት ፣ ንኽትኮኑ ዝሕብር ኮይኑ፣ ብደረላ ምድብ ድማ 3ይ ደረጃ ዘለዎ እዩ።
ብነጻ
ትኽኽል 8 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
Les clés de l'Atelierለ ክለ ደ ኣተልየ Les clés de l'Atelier
69 - Rhône

ምድህሳስ ሞያ ምልማጽ ኣብ ህንጻ

እዚ ሰርትፊኰት ሰለዎ ስልጠና እዚ፣ምኩራት ለመጽቲ ንምዃን ዘኽእለኩም ሞያ ዘቕስም ስልጥና ይህብ።
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
Les clés de l'Atelierምስ Les clés de l'Atelier
69 - Rhône

ምስራሕ ስሚንቶ ናይ ገዛ ናይ መሬት ስሚንቶ

ሓደ ናይ ምንጻፍ መሬት ስራሕ ንምስራሕ ዘኽእል ስልጠና ምውሳድ
ብነጻ
ትኽኽል 1 ዓመታት
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
Les clés de l'Atelierምስ Les clés de l'Atelier
ብ ኦንላይን

ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኦን ላይን ብቐጥታ ምምሃር

ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ፣ ኣብ ኦን ላይን ንምምሃር ወይ'ውን ፣ ልዑል ክእለት ናይ ቋንቋ ክእለት ንምምላኽ
30€ ናይ ወርሒ
ፈረንሳይ
SUPEDUCATION RENNESሱፐዲክሽን SUPEDUCATION