ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Accueil Insertion Rencontre
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 3 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 9 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ሓሙስ, ዓርብ
ኩነታት
መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም
ኣበይ ?
ምምሃር ብኮሞፑተር እናተጠቐምኩም ዝግበር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
እንታዩ’ዩ ?
ናይ ሰሙን 9 ሰዓታት ትምህርቲ ምስ፤
- ንመዓልታዊ ህይወትን ስራሕን ዝጠቅም ቋንቋ ፈረንሳ
- ዲጂታል ኮምፒዩተር ከም እትጥቀም ንምፍላጥ።
ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማርኩም፡ ንደረጃ ፈረንሳኻ ንምግምጋም ቆጸራ የዳሉ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
- ምእንቲ ብኣፍን ብጽሑፍን ምዝርራብ
- ስራሕ ክትደሊን ኣብ ትካል ክትጽንበርን ምኽኣል።
- ምእንቲ ኣብ ኮምፒተር መሰረታዊ ተግባራት ምፍጻም (ምጽሓፍ፡ ምውራድ፡ ሰነድ ምልኣኽ፡ ምስ ኢንተርነት ምትእስሳር፡ መልእኽቲ ወዘተ) ንምግባር ክትክእሉ
- ናጻ ንምዃን ምምሕዳራዊ ኣገባባት ከመይ ጌርካ ከም እተካይዶ ምፍላጥ (ኣብ መርበብ ሓበሬታ ፕረፈክቸር ቆጸራ ምሓዝ፡ ርብዒ ዓመት መግለጺ CAF ምግባር ወዘተ)።
- በዚ ድማ ኮዳት ሕብረተሰብ ፈረንሳን ከምኡውን ፍራንኮፎንን ምርዳእ ትኽእሉ
- ንነፍሲ ወከፍ ኩነታት ዝምጥን ቃላት ተረዲእኩም ተጠቐመሉ።
ከመይ ንገብሮ?
- ብኢመይል ፡ formation@asso-air.org
- ብስልኪ፡ 07 57 76 42 90።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ