ምርካብ ሓገዝ፣ንምርካብ ስራሕን ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃርን
ምስ ምስ CTAI (Contrat Territorial d'Accueil et d'Intégration)
ኣዳላዊ Centre Georges Brassens ኣቐድዲሙ ዝነበረ 16 днів томуእዚ ካብ 4 ክሳብ 6 ወርሒ ዝጸንሕ ኮርስ ቋንቋ ፈረንሳ፡ ድሕሪኡ ናይ 6 ወርሒ ደገፍ ስራሕ ንምርካብ ዝዓለመ ኮይኑ።
ንብዚ ንምስታፍ ክመልኡ ዘለዎም ነገራት፥
- ምሕላፍ ፈተና ናይ DELF (A1, A2 ወይ B1)
- እንተደኣ (ትሕቲ 4 ዓመት) ቆልዑ ሃልየምኹም፣ ቆልዑ ናይ መትሓዚ ቦታ ይሕዝኣልኩም።
- ኣብ ምድላይ ስራሕን ፣ ንመዓልታዊ ጉዳያት (መጓዓዝያ፣ ክንክን ህጻናት፣ መንበሪ ኣባይቲ፣ ምምሕዳራዊ ጉዳያት፣ ጥዕና ወዘተ) መፍትሒ ምድላይን ሓገዝ ምቕባል
እቲ ዕላማ ብዝተኻእለ መጠን ኣብ መዓልታዊን ሞያዊን ህይወትካ ናጻ ምዃን ምእንቲ ክትክእሉ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 4 Rue John Kennedy, 60100 Creil, France
- 03 44 24 54 64
- a.pruvost@cgbcreil.com
Chargement de la carte...
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
Aceምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
centre georges brassensኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
cathyw99ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
l7ተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anihተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
luatheኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ