ምርካብ ሓገዝ ሓበሬታ ብዛዕባ ወረቐትን ባጀትን
ምስ ምስ Mesure d'Accompagnement Social Personnalisé (MASP)
ኣዳላዊ UDAF du Jura (Union départementale des associations familiales) ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansምስ ዝሕግዙ ሰብ ሞያ ውልቃዊ ህይ ወትኩም ንምስናይ ኣብ እዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ተቋጸሩ፤
- መሰልኩም ክትፈልጡ
- ገንዘብኩም ከተመሓድሩ
- ማሕበራዊ ጥቕምታት መኽሰባትን ምሕታትን ምዕቃብን ክትክእሉ ።
- ምምሕዳራዊ ኣገባባት ንምፍጻም ዝሕግዙ (ፋይላት ምምላእን ምልኣኽን፡ ንደብዳቤታት ምምላስ ወዘተ) ክትክእሉ
እዞም ቆጸራታት ኣብ ገዛኻ ወይ ኣብ ቤት ጽሕፈት ይውደቡ፣ ከከም ድሌታትኩም ኣብ ወርሒ ኣስታት ክልተ ግዜ ክኸውን ይኽእል።
ኣዝዩ ኣገዳሲ
ነዚ ደገፍ ንምሕታት ድሮ ማሕበራዊ ሓገዛት ክትረክብ ወይ መሰል ክህልወኩም እንተኾይኑ (AAH ኣበል ንስንኩላን ዓበይቲ፡ RSA ንጡፍ ናይ ምትሕግጋዝ ኣታዊ፡ ናይ ስድራቤት ኣበል ወዘተ) እትወድሱ ክትኮኑ ኣለኩም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
1 Rue du Boichot, 39100 Dole, France
89 Rue Casimir Blondeau, 39300 Champagnole, France
8 Rue Reybert, 39200 Saint-Claude, France
Chargement de la carte...
ቤት ጽሕፈታት
ብዛዕባ ስልዔይ ሓገዝ ግብሪ ናይ ባኪ ወይ ሕሳብ ዝኣመሰሉ ኩነታተይ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ምፍላጥ ሕግን መሰላተይትን ከምዝኽበር ምግባሩን፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
mvasኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
bklxhተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
anarig2212ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
murtazaተርጓሚ/ሚት
anihተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት