Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ስራሕ ኣብ ኣብ ኣከባብያዊ ድሕነት ማለት ምዕቃብ ኣከባቢ

ምስ ምስ Groupe Demain

ኣዳላዊ Groupe Demain ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

ድሕሪ ምስታፍ ስልጠናን ውዕል ስራሕን ኣብ ፍሉያት ጽላታ ከም እኒ ምምስራሕ ጎሓፍ ገዛን መዐሸጊ ገዛን ብፍላይ ንዝምልከት ኣከባብያዊ ኩናታት ንምክንኻን ።

ዝተፈላለዩ ክኾኑ ዝኽእሉ ሞያታት ኣለዉ፤

  • ኦፕሬተር ናይ ስርሓት (ምፍላይ፣ ምፍራስ)
  • ምምራኽ መኪና ፎርክሊፍት
  • መራሒ መኪና ብሓፈሻን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ውዕል ስራሕ ናይ ውሱን ግዜ (CDDI) ንምርካብ
  • ናይ ምሉእ ግዜ ስራሕ (ኣብ ሰሙን 35 ሰዓታት) ንምቑጻር
  • ርጉእ ደሞዝ ንምህላው።

  • ኣብ ቴክኒካውን ክልሰ-ሓሳባውን ስልጠና ምሃብ
  • ከምኡውን ንነፍሲ ወከፍ ሞያ ዝምልከት ፍሉይ ክእለት።
  • መኣስ እዚ ጥራይ ንገስጋስ ዝኸውን ምኽርታት
  • ተኽእሎ ናይ ሓባራዊ ስራሕ ምምዕባል ወዘተ።

ምእንቲ ምቹእ ናይ ስራሕ ኩነታት ንምርካብ ዝሕግዝኹም ኣማኸርቲ ተራኸቡ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ወይ ብቐጥታ ኣብቲ ቦታ: 900 rue Blaise Pascal ኣብ Lons-Le-Saunier
  • ብኢመይል ተተሓሒዙ ኣሎ ፡ tbrun@groupe-demain.coop
  • ከምኡውን ኣብቲ ናይ ምትእትታው መድረኽ ፣ ምስ ኣካውንትካ ወይ ንኣማኻሪኻ (ፈረንሳ ትራቫይል፣ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፣ ናይ ከባቢ ተልእኾ ወዘተ) ሕተቶ።

  • ብኢመይል ፡ tbrun@groupe-demain.coop
  • ብስልኪ፡ 03 84 47 00 60
  • ኣድራሻና : 900 rue Blaise Pascal ኣብ ቦታ Lons-Le-Saunier እዩ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • groupe demainኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • bklxhተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • ibrahim salamaተርጓሚ/ሚት
  • corinneኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • anihተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles