ንምርካብ መንበሪን ገዛን ማሕበራዊ ደገፍን ምእንቲ ክትክእሉ
ምስ ምስ Centre Provisoire d'Hébergement CPH
ኣዳላዊ COOP(AGIR ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуእዚ ን9 ወርሒ ኣብ ንብረት ዘለዎ መንበሪ ኣባይቲ ምጽናሕአኽእል መደብእዚ
- ንስድራቤታት ዝኸውን ኣፓርታማ
- ኣብ ሓደ ኣፓርታማ ንንጽል ሰባት ዝኸውን ሰለስተ ሰባት ዘለዎ ናይ ብሕቲ ክፍሊ።
ኣብ ግዜ መንበሪ ገዛ፡ ንመዓልታዊ ህይወት ዝኸውን ደገፍ ኣብ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ምርካብ ፤ማለት
- ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምሕጋዝ
- ኣብ ናይ ክንክን ጥዕናን ሕክምናዊ መዳይን
- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ ንምርካብ ይሕግዝ
- ንወለዲ ዝወሃብ ደገፍ (ትምህርቲ ህጻናት፡ ክንክን ህጻናት፡ ንጥፈታት ወዘተ)ንምህላው
- መንበሪ ገዛ ምድላይን ምርካብን
- ስልጠና ወይ ስራሕ ንምድላይ ዝሕግዝ ምኽሪ
- ንምድህሳስ ሕብረተሰብ ፈረንሳ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
39100 Dole, France
Chargement de la carte...
መንበሪ ገዛ
ቤት ጽሕፈታት
ንሓጺር እዋን ዝኸውን ግዝያዊ መጽለሊ ገዛ ምርካብ፣
መንበሪ ገዛ እረክብ፣
ምምልካት ን መንበሪ ገዛ
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
mariecphኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
sylvrefተርጓሚ/ሚት
sidተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
anarig2212ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
murtazaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anihተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት