ምርካብ ደገፍ ኣብ ማሕበራውን ሕጋውን ኣሰራርሓታት
ምርካብ መምርሒ፡ ሽምግልና፡ ማሕበራዊ፡ ሕጋውን ኣብ መንጎ ባህላውን ደገፍ፡ መሰላት፡ ሰነዳት፡ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡ መብርህታትን ብሕታዊ ምኽርን ምርካብ፡ ብቋንቋኹም ምዝራብ...
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 41 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ መምርሒ፡ ሽምግልና፡ ማሕበራዊ፡ ሕጋውን ኣብ መንጎ ባህላውን ደገፍ፡ መሰላት፡ ሰነዳት፡ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡ መብርህታትን ብሕታዊ ምኽርን ምርካብ፡ ብቋንቋኹም ምዝራብ...
ምህላው ምምሕዳራዊ ሰነዳት ንምርዳእ፡ መሰላት ንምፍላጥን ዘኽእሉ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽን ዝሕግዙ ዓውደ መጽናዕትታት
ምርካብ ሓገዝ እናተመሃርኩም ቋንቋ ፈረንሳ፡ ዲጂታላዊ፡ ደገፍ ምስ ኣገባባትን ተበጻሕነት መሰላትን።
ምርካብ ሓገዝ ኣንጻር ግዳይ ወይ ምስክር ዘቤታዊ ዓመጽ እንተኾንካ ብዛዕባኡ ምዝራብን በይንኻኹም ዘይምጽናሕን ኣገዳሲነቱን ምርዳእ።
ንምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ፡ ምፍላጥ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይቲ፡ ስራሕ ወይ ስልጠና...ወዘተ
ምቅላስ ምውጋድ ግዳይ ምኽንሻብ ስጋ ደቂ ኣንስትዮ ኮይንካ ወይ ግዳይ ክትከውን ኣብ ሓደጋ እንታይ ክትገብር ከምዘለክን ምፍላጥ
ምድላብ ንቅሓት ኣብ 5 ክፍልታት ንሓደስቲ ዝመጻ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ናይ ንቕሓት ዓውደ መጽናዕቲ
ምርካብ ኣገበብ መሳለጥያ መንበሪ ፍቓድ፡ ምጥርናፍ ወይ ምጥርናፍ ስድራቤት፡ ዜግነት ፈረንሳ፡ ጥዕና፡ መንበሪ ኣባይቲ...ወዘተ ዘኽእል መስርሕ
ምርካብ ምኽሪ፡ ውልቃዊ ደገፍ፡ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ መሰላትካን ህዝባዊ ኣገልግሎታትካን ምፍላጥ
ምራብ ቀዋምነት ምስ ምኽርን ደገፍን ንወረቓቕቲ፣ ጥዕና፣ መንበሪ ኣባይቲ፣ ሕጊ ዕዮ ውዘተ
ምምሃር ን A1 ደረጃ ደገፍ ኣብ ወረቐትን ንግዳዊ ህይወትን፣ ምምሕዳር፣ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ምርካብ ነጻ ሕጋዊ ምኽሪ ብዛዕባ ሕጊ ኢሚግሬሽን፡ ሕጊ ስድራቤት፡ ሲቪላዊ ሕጊን ሕጊ ዕዮን
ምርካብ ወረቓቕቲ፣ ፋይላት፣ መመልከቲታት (መንበሪ ካርድ፣ ስድራቤት፣ ጉዕዞ፣ ናቹራላይዜሽን) ንምምላእ ሓገዝን ምኽርን እዩ።
ምርካብ ወረቓቕትን ፋይላትን ንምምላእ ሓገዝን ምኽርን ። ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ንኹሉ ክፉት እዩ።
ንምርካብ እቲ ናይ ደገፍ ጸጋታት – ማእከል ውህደት ክእለት ሰብ ሞያ ውህደት ንምዕባይ ይሰርሕ።
ንምርካብ ሓገዝ ንመንእሰያት LGBTQIA+ ኣብ ማርሴ (ሌዝቢያን፣ ግብረሰዶማዊ፣ ክልተ ጾታ፣ ትራንስ፣ ኲየር፣ ኢንተርሴክስ፣ ኣሴክሹዋል)
ንምርካብ ሓገዝን ምኽርን ንኤችኣይቪ (ኤይድስ/ኤይድስ) ዘለዎም ሰባት: መንበሪ ፍቓድ፣ CAF፣ መንበሪ ገዛ፣ ሕጋዊ፣ ጥዕና ንምርካብ ዝዓለም መደብ
ምርካብ ሓበሬታ ወረቓቕትን ባጀትን ፣ ብፍላት ኣብ ጁራ ንመሰላት ንምርካብ ዝግበር ደገፍ፣ ምሕደራ ባጀት፣ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ወዘተ
ንደቀንስትዮ ቀዳምነት ዝወሃቦ ደገፍ ንደቂ ኣንስትዮ (ብፍላይ ግዳያት ዓመጽ)ንምሕጋዝ ዝዓለመ
ንመንበሪ ፍቓድ፣ ምጥርናፍ ስድራቤት፣ ወይ ምርካብ ዜግነት ዝግበር ደገፍ ምርካብ
እንተደኣ ብ መጻምድቲ ወይ ብ ኣባላት ስድራቤት ስድራቤት ንዝተፈጸመ ግዳያት ዓመጽ ዝግባእ ሓገዝ ርኸቡ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
መንበሪ ፍቓድ ብዝምልከት ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
ምሕዳስ ናይ መንበሪ ካርድ መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።