ምስ Accès aux droits et insertion des jeunes primo‑arrivants - ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላትኩም ፈሊጥኩም ዘድሊ ኣገባብ ደገፍ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላትኩም ፈሊጥኩም ዘድሊ ኣገባብ ደገፍ

ምስ ምስ Accès aux droits et insertion des jeunes primo‑arrivants

ኣዳላዊ APASO ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 18 jours

ንዓኩም ዝምጥንን ብሕታዊን ደገፍ ምስ ክኢላ ሕጊ ንዝምልከት፤

  • ምህላው ብዛዕባ መሰላትካን ኣገባባትካን ጠቓሚ ኣገልግሎታትካን ሓበሬታ
  • ከከም ኩነታትኩም ክትምራሕ: ስራሕ: ስልጠና: ጥዕና: መንበሪ: ንግዲ ምፍጣር: ፈረንሳዊ...
  • ምፍላጥ ኣብ ሕጋዊ ኣገባባት ሓገዝ ንኽህልወካ: ሕጊ ኢሚግሬሽን: ሕጊ ዕዮ: ማሕበራዊ መሰላት
  • ምድላው ንሲቪካዊ ፈተና ምድላው።
ምፍላጡ ዘገድስ ነዚ ደገፍ እዚ ንምርካብ ግድን፤
- ምህላው ትሕቲ 31 ዓመት ክኸውን
- ስደተኛ፡ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብሉ ክኸውን
- ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ ብናይ መንበሪ ፍቓድ ዝጸንሐን ኣብ OFII ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ዝፈረመን ወይ ድማ ኣብ ቀረባ እዋን ክፈርም መደብ ዝነበሮን ምዃኑ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምፍላጥ ብዛዕባ ምምሕዳራዊ ኩነታት (መንበሪ ፍቓድ፣ ዜግነት)፣ ሞያዊ ኩነታት፣ ኩነታት መንበሪ ኣባይቲ፣ ኩነታት ጥዕና፣ ደረጃ ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳን ማሕበራዊ መሰላትን።
  • ምፍላጥ ክትወስዶም ዘለካ ስጉምትታት ብዝበለጸ ምርዳእን ምስ መን ክትራኸብ ከም ዘለካ ምፍላጥን
  • ምስራሕ ምስ መሻርኽቲ ብምትሕብባር ስራሕ።

  • ምርካብ ሓገዝ ብሕጋውን ምምሕዳራውን ኣገባባት: ምሕዳስ መንበሪ ፍቓድ: ምሕዳስ ናይ ብዙሕ ዓመታት መንበሪ ፍቓድ: ናቹራላይዜሽን (ፈረንሳዊ ዜግነት ዝኸውን)...
  • ምርካብ መፍትሒታት ሕቶታት ብዛዕባ ሕጊ ስራሕን ምስ ኣስራሒ ዝፍጠር ጸገማትን፡ ሕጊ ኣባይትን ኣብ ማሕበራዊ መሰላት ኣብ ዝፍጠር ክርክር (ጸገማት) ኣብ ዝህልወሉ ።

  • ምዃን ኣብ ጉጅለኣዊ ዓውደ መጽናዕትታት ዜግነት ምክፋል፣
    ምርካብ ሕጊ።
ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ሲቪካዊ ፈተና ፍልጠት ክብርታት ሪፓብሊክን ኣሰራርሓ ሕብረተሰብ ፈረንሳን ምፍላጥኩም ይግምግም።

ከመይ ንገብሮ?

Lieu d'accueil

  • 4 Place du Louvre, 75001 Paris
Passer la carte
Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • APASOኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • taghridተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • Mimi63ተርጓሚ/ሚት
  • faouziaተርጓሚ/ሚት
  • pierre-ofpraተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles