ምፍላጥ መሰልን ሓላፍነት ንምርዳእ ዘኽእል ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Ateliers "Accès aux droits"
ኣዳላዊ BABEL44 ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 17 joursእዚ ናይ 4 ወርሒ ስልጠና ኮርስ ን፤
- ንምኽኣል ምምሕዳራዊ ሰነዳት ብዝበለጸ ምርዳእን ፈረንሳዊ ቋንቋ ምምሕያሽን።
- ምእንቲ ኣብ ምምሕዳራውን መዓልታዊን ኣገባባትናጻ ምዃን ።
- ከመኡውን ርእሰ ተኣማንነት ክትረክብን ኣብ ጉጅለ ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓኩም ።
Lieux : Saint-Herblain et Saint-Nazaire.
ምፍላጡ ዘገድስ እዚ ኣብ ሰሙን 9 ሰዓታት ትምህርቲ። ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ሰሙን ኣብ መዓልቲ ይካየዱ፣ ብጉጅለ፣ ንኣሽቱ ጉጅለታትን ውልቃዊ ንጥፈታትን ዝካየዱ እዮም።
ቅድሚ ምጅማርካ ደረጃኻ ንምግምጋምን ዝበለጸ ዝሰማማዕ ኮርስ ንምምራጽን ናይ ፈረንሳ ፈተና ክትወስድ ኢኻ።
ቅድሚ ምጅማርካ ደረጃኻ ንምግምጋምን ዝበለጸ ዝሰማማዕ ኮርስ ንምምራጽን ናይ ፈረንሳ ፈተና ክትወስድ ኢኻ።
ንምስታፍ ግድን ክማልኡ ዘለዎ ነገር፤
- ስደተኛ፡ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብሉ ሰብ ክኸውን
- ወይ ድማ ንስራሕ ፍቓድ ዝህብ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ ኮይኖም -ምስ OFII CIR(contrat d'intégration républicaine) ዝፈረሙ
- ብቋንቋ ዓደኻ ምንባብን ምጽሓፍን ምኽኣል
- ኣብ ቀዳምነት ዝወሃቦ ከባቢ ምንባር።
- ስደተኛ፡ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብሉ ሰብ ክኸውን
- ወይ ድማ ንስራሕ ፍቓድ ዝህብ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ ኮይኖም -ምስ OFII CIR(contrat d'intégration républicaine) ዝፈረሙ
- ብቋንቋ ዓደኻ ምንባብን ምጽሓፍን ምኽኣል
- ኣብ ቀዳምነት ዝወሃቦ ከባቢ ምንባር።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Immeuble du Sillon de Bretagne (14 ème étage), 1, Avenue de l'Angevinière, 44800 Saint-Herblain, France
44600 Saint-Nazaire, France
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ምፍላጥ ሕግን መሰላተይትን ከምዝኽበር ምግባሩን፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
babelኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
mspተርጓሚ/ሚት
taghridተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት