ሓደ ፓስፖርት ካርት ናይ መገሺ ምርካብ

ሓደ ፓስፖርት ካርት ናይ መገሺ ምርካብ

ብሕጽር ዝበለ፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ15 avr. 2022

እንታይ ኢዩ?

ፓስፖርት መገየሺ ንምርካብ፣ ወረቐት 10 ዓመት ሃልዩና፣ ወይ ውን ናይ 4 ዓመት ክህልወኩም ይግባእ።

ፓስፖርት መገሺ ወርቐት ካብ ፈረንሳ መውጽእ

ኣገዳሲ ሓበሬታ!

ናይ መሻ ወረቐትኩም ዘገልግለሉን

ን 4 ዓመታት ሓደ ሰጁኽ ብዙሕ ዝመዓልኡ

ን 5 ዓመት ናይ ካርድ ነባርነት ምስ ዝህልወኩም

ብ ኣከባቢኹም ፣ ፕረፈክቹር ብምኻድ ኣሓድስዎ

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ቦታ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ

ብኸመይ ይኸውን

1

ሓደ ፋይል ስራሕ ድሕሪ ናትካ ሰነድ ምላእ

ሰነድኩም ነዞም ዝስዕቡ ረቓሕቲ ከማልእ ኣለዎ :

•ናትኩም ፎቶ ኮፒ ቅዳሕ ወረቐት ናይ ካርት ሰጁር ማዓልቱ ዘይወደቀ ::

•ናይ መንበሪ ገዛ ምስክር ወረቐት ፣ (ፋክቱር ናይ ማይ ፣ ልቺ ፣ ክፍሊት ናይ ገዛ ኽራይ)

,

2 ስእሊ ናይ መንነት conformes aux normes (ብኽፉት ገጽን ጸጉርን, t 3,5 cm x 4,5 cm, )

  • ቴምብር፣ ናይ ፍሉይ ዝኽፈሎ ብምግባር ምልኣኽ ( ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ርአ).
2

ፋይልኩም ለኣኹ

እቲ ካርድ ናይ ጉዕዞ ወይ ፓስፖርት አኽፈሎ እዩ፣ "ኦፊሻል ወይ ወግዓዊ ቴምብር ምኽፋል" ዋግኡ ድማ :

  • 45 euros እንተደኣ ናይ (10 ) ኮይኑ ካርድኹም
  • ወይ 40 euros si እንተደኣ ናይ (4 ዓመት). ዑቕባ ድማ ይኽፈሎ
  • እቲ ቴምብር en ligne ወይ ኣብ ናይ መሸጢ ሽጋራ ምግዛእ ይከኣል።
3

ፋይልኩም ንምስዳድ

ፋይልኩም ናብ ኣብ ኣከባቢኹም ዘሎ ፕረፈክቹር ክትሰዱዎ ትኽእሉ ኢኹም ፣በዚ ኦን ላይን ፣ ሓድሽን ንምጥላብ ወይ ( ምሕዳስ)ክትጠልቡ ትኽእሉ። http://administration-etrangers-en-france.interieur.gouv.fr/

ኣገዳሲ ሓበሬታ! ነዚ ንምግባር ፣ ምስ ፕረፈክቱረ ቆጸራ ምግባር ኮነ ፣ ብኣካል ምካድ እየድልየኩም እዩ ፣ እንታይ ደኣ፣ ን ኣብ ናይ ኣከባቢኹም ፕረፈክቹር ፣ ብ ኢልተርነት ምውካስ እምበር ናብኡ እትኸድሉ እዋን ነቲ ዝግባእ ዶክሜንት ንምብጻሕ ጥራይ እዩ ።

ኣብ እቲ ጠለብ ንምእታው፣ ዝተወከስኩሞ ፣ ወብሳይት ኣብኡ ኩሉ ሓበሬታ ኣለኩም ብዛዕባ፣

እንተደኣ ነቲ ጠለብ ብ ደብዳቤ ክትሰድዎ ድዩ ዝግባእ፣ ወላስ ብ ኢንተርኔት ኣጣሊምኩም ኣረጋግጹ፣ እንተደኣ ብ ኢንተርኔት ኮይኑ ፣

ዝርዝራት ናይ ፕረፈክቱራት ኣብዚ ታሕቲ ብምጥዋቕ ክትረኽብዎ ኢኹም።

, vous pouvez cliquer ici.

ብድሕሪኡ ዝቅጽል

ፓስፖርት ካርት ናይ መገየሺ ከንሕድሶ ምስ እንደሊ

ፓስፖርትኹም ከተሐድሱ ምስ እትደልዩ : ሓደ ቕዳሕ ወይ ፎቶኮፒ ናይ እቲ ዝወደቐ ፓስፖርት ክህልወና ይግባእ።

ምስ ትሕቲ ዕደመ ቆልዑት ምጋሽ ወይ ሙጉዓዝ

ምስ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑት ክንገይሽ ምስ እንደሊ ሓደ ሰነድ ፍቃድ መንቀሳቐሲ ናይ ትሕቲ ዕድመ ናብ ወጻኢ ሃገር ክህልወና ኣለዎ ፤

እዚ ዶክሜንት ስድራቤት ወለዲ ኣብ ቤት ጽሕፈተ ፕረፌክተር ክንሓትት ንኽእል፣ ክሳብ 5 ዓመት ኣብ ሕብረተ ኢሮፓ ናይ ሸንገን ስምምዕ ዘለወን የግልግል ::

ምፍላጡ ኣገድስቲ ነገራት :- ብዛዕባ ናይ ትሕቲ ዕድመ መገሺ ፍቃድ ወረቐት ናብ ወጻኢ ሃገር ዝያዳ ሓበሬታ ክንፈልጥ ምስ እንደሊ ኣብዚ ሊንክ ንጥወቕ፣ · vous pouvez faire la démarche en ligne en cliquant ici.

ካብ ሕብረተ ኢሮፓ ናይ ሸንገን ስምምዕ ዘለዎን ክንወጽእ ምስ እንደሊ ካብ ሃገራት ስለ ዝፈላለ ቪዛ ክንሓትት ኣለና ::

ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረፌክቱር ካርት መገሺ ናይ ትሕቲ ዕድመ መሰነይታ ወረቐት ክንቅበል ኣለና ::

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
248 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
19እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Comité de la Démarche Accessible

Comité de la Démarche Accessible