ምስ Ateliers de français et numérique - ምርካብ ሓገዝ ምምሕዳራዊ መስርሕ ቋንቋ ፈረንሳ እናተመሃርኩም እንተላይ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝ ምምሕዳራዊ መስርሕ ቋንቋ ፈረንሳ እናተመሃርኩም እንተላይ

ምስ ምስ Ateliers de français et numérique

ኣዳላዊ Association EPA ensemble pour agir ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

ምስ ደረጃኹም ዝተመጣጠነ ኮርሳት ቋንቋፈረንሳ ንኣብዞም ዝስዕቡ ነገራት ፤

  • ኣብ ቋንቋ ፈርንሳ ብኣፋውን ብጽሑፍን ዝሓሸ ርክብ ምግባር
  • ከምኡው ምስ ሓደስቲ ሰባት ተራኸብ
  • ኮምፒዩተራዊ ተግባር ተላመዱ
  • ምምሃር ዓለም ስራሕ ተማሃሩ
  • ምምሕዳራውን ሕጋውን ደገፍ ክህልዎም ግቡእ እዩ።
  • ንጥፈታት ወይ ዑደት ምግባር።
ምፍላጡ ዘገድስ ንመዝገbiኮርስ ዝኸውን ክፍሊት ኣባልነት ፡ ኣብ ዓመት €25 እዩ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምስ ኩነታትኩም ዝሰማማዕ ኮርስ ንምርካብ 2 ደረጃ ጉጅለታት ኣለውዎ፤

ጉጅለ 1

  • ምምሃር ፊደላት ፈረንሳ ንምምሃር፡ ንምንባብ፡ ንምርድዳእ ምጽሓፍን ምንባብን።

ጉጅለ 2

  • ምኻኣል ቋንቋ ፈረንሳ ብዝበለጸ ምርዳእ፡ ምዝራብ፡ ምንባብን ምጽሓፍን።
  • ብቋንቋ ደረጃ A2 ምብጻሕ።

  • በይንኹም ኣይትኹኑ
  • ምስ ካልኦት ሰባት ጽቡቕ ግዜ ኣሕልፉ።

  • ምግባር ሌላ ምስ ኮምፒዩተራት
  • ምኽሻል መግቢ፡ ስፖርት፡ ምውጻእ...ወዘተ

  • ምጉዓዝ ኣብ ምኽፋት መሰላት (ሕቶ ማሕበራዊ ሓገዝ፣ መድሕን ጥዕና ወዘተ ዝኸውን )
  • ምርካብ ሕጋዊ ደገፍ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብቁጽሪ ብስልኪ፡ 06 17 12 41 02
  • ብኢመይል፡ epa431@outlook.fr
  • ኣብቲ ቦታ፡ ኣራሻና፣ Maison des associations, 37 rue jean Macé,
    76140 Le Petit-Quevilly
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • Maison des associations, 37, rue jean Macé, 76140 Le Petit-Quevilly, France
  • 06 17 12 41 02
  • epa431@outlook.fr
Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • louizaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • hadjer loumaniተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles