Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝ ናይ ሞያዊ ውህደት ከምኡውን ደገፍ ንምርካብ መንበሪ ገዛን።

ምስ ምስ DAI BPI

ኣዳላዊ Fondation de Nice ኣቐድዲሙ ዝነበረ 5 місяців тому

እዚ ን ኣብ ፈረንሳ ወረቐት ናይ መንበሪ ንዘለዎም ሰባት ፣ ንተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ፣ ምእንቲ ምርካብ ንስራሕ ስልጠናን መንበሪ ኣባይትን ዝድግፍ መደብ ኣዩ

እዚ መደብ እዚ ኣብ መስርሕ ውህደት ኣብ ፈረንሳን ኣብ ኣገባባትካን ይሕግዘኩም።

ኣብ እዞም ዝስዕቡ ነገራይ ንዝስዕቡ ክትድገፉ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ንምፍጻም ምምሕዳራዊ ኣገባባት ፡ ጥዕና፡ ማሕበራዊ ሓገዝ ወዘተ።
  • ምርካብ መንበሪ ገዛ
  • ምርካብ ስልጠና ወይ ስራሕ
  • ንምህላው ኣፍልጦ ብዛዕባ መሰላት ምርካብ ትኽእሉ ኢኹም።
  • ንምፍታሕ ንጸገማት መዓልታዊ ህይወት መፍትሒ ምርካብ የኽእለኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ዝሕግዘካ ደገፍን ።
  • ምርካብ ሞያዊ ፕሮጀክት ንምህናጽ ዝሕግዙ ምኽርን መብርህታትን ።

  • ምውሳድ ሓገዝ ማሕበራዊ ኣባይቲ ኣብ ምድላይ ሓገዝ ውሰድ
  • ድሕሪ መንበሪ ምርካብ ኣብ ምቕማጥን ምስ ኣገባባትን ሓገዝ (ሓገዝ መንበሪ ኣባይቲ)
  • ከምኡን ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ናጻ ክትከውን ደገፍ።

  • ኣብ ድሌታትኩም ዝተመርኮሰ ማሕበራዊ ደገፍ: ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምሕጋዝ (ከም RSA ዝኣመሰለ ገንዘባዊ ሓገዝ ምሕታት፣ ንምምላእ ፋይል፣ ሰነዳት ምድላው ወዘተ)
  • ምክትታልን ምምስራሕን ፋይል RSA ምስ ኣገልግሎት ክፍሊ።

ከመይ ንገብሮ?

ናይ ስራሕ ሰዓታት :
ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 8፡30 ክሳብ 12 ከምኡ’ውን ካብ ሰዓት 1፡15 ድ.ቀ. ክሳብ 17፡30 ድ.ቀ.

Lieu d'accueil

Domaine d'Activités Asile et Insertion, 1 Bd Paul Montel, 06200 Nice, France

04 97 22 09 06

asileetinsertion@fondationdenice.org

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • domaine d'activités asile et inserionኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gaydarskiኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles