ምርካብ ኣቀባብላ ግበር እሞ ኣብ ክሉኒሶይስ Clunisois ሰፈር
ምስ ምስ Service de la communauté de communes du Clunisois
ኣዳላዊ Communauté de Communes du Clunisois ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anምርካብ ኣብ ማሕበረሰብ ኮሙናት ክሉኒሶይስ ንዝመጹ ሰባት ዝግበር ደገፍ፣ ን፤
- ብዛዕባ ኣብ ጥቓኹም ዘሎ ኣገልግሎታት ፍለጡ
- ኣብኡ ንኽትሰፍርን ጽቡቕ ስምዒት ንኽህልወኩ ዝሕግዙ ምኽርታት ኣለኩም
- ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃር
- ጸገም እንተጋጢሙ ንመን ሕቶታት ከም ዝሓትት ፍለጥ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ቤት ጽሕፈታት
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምፍላጥ ሕግን መሰላተይትን ከምዝኽበር ምግባሩን፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ዝነብረሉ ከተማን ዞባን ምፍላጥ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
johannኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
veronicasiተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት