ምርካብ ደገፍ ኣብ ማሕበራውን ሕጋውን ኣሰራርሓታት
ምስ ምስ Association LEA
ኣዳላዊ LEA (Lien - Écoute - Accompagnement) ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 joursእዚ መደብ እዚ ካብ ማሕበር መዛኑ መንጐኛታት ንዘጋጥሞም ውልቀሰባት ማሕበራውን ሕጋውን ደገፍ ምሃብ ምእንቲ ክትረኽቡ ይሕግዝ ፤
- ምኻኣል ምምሕዳራውን ሕጋውን ኣገባባት ብዝበለጸ ምርዳእ እዩ።
- ምድላይ ምፍትሒ ጸገማትኩም ምልላይን ዘኽእል ኣገባብ
- ምርካብ ሰማዒንምርካብ ምንዳይ ዝድግፍን ዝመርሕን ሰብን
- ከምኡውን ኣድላዪ ስጉምትታት ወሲድካ ርእሰ-ምርኮሳ ምግባር
- ምስቲ ኣከባቢኹም ብቐሊሉ ንምውህሃድ ምኽኣል።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ መሳርሕትና መዛኑ መንጎኛታት ኣብ ጎደና ወይ ኣብ ዘይተረጋገጸ ኣባይቲ ንዝነብሩ ሰባት ይራኸቡን ናብ ምስ ኩነታቶም ዝኸይድ ሓገዝ ዝህቡ መዋቕራት ይመርሕዎምን።
ኣብ ማሕበረሰባዊ ቤት መግቢ ወይ ብቐጥታ ናብ ኣብያተ ጽሕፈት SPADA, ኣብ préfecture.. ስፓዳ ፣ ፕረፈክቸራት ወዘተ ኣብ ዝገብርዎ ምብጻሕ ’ ውን ክረኽብዎም ይኽእሉ።
ኣስተውዕሉ፡ ብዘይ እዚ ግቡእ መስርሕ ናብቲ ማሕበር ምምጻእ ኣይከኣልን እዩ።
ኣብ ማሕበረሰባዊ ቤት መግቢ ወይ ብቐጥታ ናብ ኣብያተ ጽሕፈት SPADA, ኣብ préfecture.. ስፓዳ ፣ ፕረፈክቸራት ወዘተ ኣብ ዝገብርዎ ምብጻሕ ’ ውን ክረኽብዎም ይኽእሉ።
ኣስተውዕሉ፡ ብዘይ እዚ ግቡእ መስርሕ ናብቲ ማሕበር ምምጻእ ኣይከኣልን እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Maison de l'Hospitalité, 236 cours Lafayette, 69003, Lyon, France
asso.lea69@gmail.com
Chargement de la carte...
6 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
associationleaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
m0rbotተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት