ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋፈረንሳ ብምውሳድ ስራሕ ምድላይ ምኽኣል
ምስ ምስ Avec Programme LEIS (Langue, emploi et intégration sociale)
ኣዳላዊ Alliance Française Aix-Marseille Provence , CPME 13 Bouches-du-Rhôneኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 joursእዚ ናይ ስልጠና ኮርስ ምስ፤
- ምኽኣል ምክትታል ምኽኣል ትምህርቲ ፈረንሳ
- ምፍላጥ ንምምሕዳራዊ ኣገባባትን ማሕበራዊ መሰላትን ዝግበር ደገፍ
- ምርካብ ኣብዞም ዓውድታት ስራሕ ንምርካብ ዝግበር ደገፍ፤
- ኣገልግሎት መግብን ኣቀባብላ ኣጋይሽን።
- ጽገናን ጽሬትን ምግባር
- ውልቃዊ ኣገልግሎት
- ብኢድ ዝግበር ኣተሓሕዛ።
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብዚ ናይ ስልጠና ኮርስ ንምስታፍ ግድን፤
- ብደረጃ A1 ብቋንቋ ፈረንሳ ክእለት ኣለዎም።
- ኣህጉራዊ ናይ ሓለዋ ደረጃ ምሓዝ ማለት ወረቐት ምህላውው (ስደተኛ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ፣ ወይ ሃገር ኣልቦ ሰብ ምዃ )
- ወይ ድማ ግዝያዊ ናይ ሓለዋ ኩነታት ምሓዝ
- ወይ ድማ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ
- ኣብ ሓደ ካብቶም ዝቐርቡ ዓውድታት ናይ ሞያ ውጥን ክህልዎም
- ኣብ ክፍሊ ቦውሸስ-ዱ-ሮን des Bouches-du-Rhône ይነብሩ (13)።
- ብደረጃ A1 ብቋንቋ ፈረንሳ ክእለት ኣለዎም።
- ኣህጉራዊ ናይ ሓለዋ ደረጃ ምሓዝ ማለት ወረቐት ምህላውው (ስደተኛ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ፣ ወይ ሃገር ኣልቦ ሰብ ምዃ )
- ወይ ድማ ግዝያዊ ናይ ሓለዋ ኩነታት ምሓዝ
- ወይ ድማ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ
- ኣብ ሓደ ካብቶም ዝቐርቡ ዓውድታት ናይ ሞያ ውጥን ክህልዎም
- ኣብ ክፍሊ ቦውሸስ-ዱ-ሮን des Bouches-du-Rhône ይነብሩ (13)።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ስራሕ
ቤት ጽሕፈታት
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ምፍላጥ ሕግን መሰላተይትን ከምዝኽበር ምግባሩን፣
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
alliance francaise aix-marseille provenceኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት