Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ውሰድ

ምስ ምስ Centre social Le Lierre

ኣዳላዊ Centre social Le Lierre ኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців тому

ኣብ መዓልታዊ ህይወት ብዝበለጸ ንምርድዳእ መሰረታዊ ናይ ጽሑፍን ምዝራብን ፈረንሳ ምምሃር።

ትምህርቲ ረቡዕ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 11 ወይ ዓርቢ ካብ ሰዓት14 ክሳብ ሰዓት 16ድ.ቀ.

ምፍላጡ ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማር፡ ዝምልከቶ ጉጅለ ንምምራጽ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳኻ ምግምጋም ኣሎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ተረዳእ፡ ተዛረብ፡ ጽሓፍ
  • ስነ-ቓላት መዓልታዊ ህይወት።

  • እንታይ ዓይነት ሓገዝ ክትረክብ ከም እትግብኣካን ብኸመይ ከም እተመልክቶ ምኽሪን ፍለጥ
  • ኣብ ዓውዲ ጥዕናን መንበሪን መሰላት
  • ስልጠና ወይ ስራሕ ምድላይ
  • ብቋንቋ ፈረንሳ ዲፕሎማ ውሰድ።

  • ባህላዊ ምብጻሕ
  • ክብርታት ሪፓብሊክ ቋንቋ ፈረንሳ
  • ኣብ ሕብረተሰብ ዘሎ ልምድታትን ሕግታትን።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብኢመይል ፡ stephanie.bucci@lelierre.org
  • ብስልኪ፡ 03 82 53 56 76 (ናይ ድምጺ መልእኽቲ ግደፉ ወይ ናይ ጽሑፍ መልእኽቲ ስደዱ)
  • ኣብቲ ቦታ: 31 avenue de Guise 57100 Thionville.

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • stéfኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • veronicasiተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • nour alhindiተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles