ምኽፋት ኣብ ኣካውንት Étrangers en France (ANEF) ኣብ ኢንተርኔት
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansእቲl’ANEF (ምምሕዳራዊ መስርሕ ብ ኢንተርኔት ን ወጻእተኛታት ) ዝተፈላለዩ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ብኢንተርነት ክትፍጽም የኽእለኩም ። ውልቃዊ ኣካውንት ብምፍጣር፡ከምኡውን ምዕባለ ኣገባባትካ ኣብ ግቡእ እዋንን ግዜን ክትከታተሉ የኻለኩም ።
እዚ ንምፍጻም ድማ ኣብ እዚ ወብሳይት እዚ ብምእታው ክትፍጽምዎ ትኽእሉ ኢኹም : ur : https://administration-etrangers-en-france.interieur.gouv.fr (Étrangers en France)
ክሳብ ሕጂ ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ክትወስዱ እትኽእሉ ስጉምትታት እነሀዉ፤
- ምስ መንበሪ ፍቓድ (VLS-TS) ናይ ነዊሕ ዝጸንሕ ቪዛ ንምህላው፤
- ምጥላብን ምሕዳስን ካርድ ናይ ስደተኛ : "réfugié" ከማኡውን "protégé subsidiaire",ዝፍለጥ "étudiant", "passeport talent",ዝፍለጥ "visiteur" ዝፍለጥ , "travailleur saisonnier"...ዝተፈላለዩ ካርድታት ምሕታት
- ምሕታትን ምሕዳስን ናይ ጉዕዞ ፓስፖርት : ማለት ናይ ስደተኛታት ፓስፖርት (TVE),ከምኡውን እቲ document de circulation pour étranger mineur (DCEM)ዝበሃል ናይ ትሕቲ ዕድመ መንቀሳቐሲ ወረቐት
- ንምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት
- ምሕታት ናይ ስራሕ መሰል
- ለውጢ ኩነታት (ኣድራሻ፣ ኩነታት ሓዳርን ኩነታት ስድራቤትን)፤
- ከምኡውን እንተደኣ ካርድኹም፣ ጠፊኡ ፣ ተሰሪቑ ወይ ተበላሽዩ ኣምሳይኡ ምሕታት
ከምኡ ውን፣ ብምፍጣር ናይትኩም ሕሳብ፣ ጉዳይት ጠለብኩም ምክትታልን ፣ እበይ በጺሑ ከም ዘሎ ንምፍላጥን የኽእለኩም
ኣዝዩ ኣገዳሲ !
ኣብ ሓደ ካብዞም ዝተጠቕሱ ኩነታትዝምልከተኩም ኮይኑ፣ እሞ ድሮ ኣብ ፈረንሳ ዝርከቡ ወጻእተኛታት Étrangers en France : ኣካውንት እንተሃልይኩም
- እንተደኣ ኣብ ድሮ ኣብ ውሽጢ ዓመት VLS-TS ብኢንተርነት ኣረጋጊጽካዮ ኣለኻ። መለለዪ "référence"ኣብቲ ብኢመይል ዝተላእከ ሰነድ"VLS-TS" ማለት "ምርግጋጽ ምጽዳቕ ምዝገባ VLS-TSካ" ዝተጠቕሰ "መወከሲ" እብ ኢመይል ይለኣኸልኩም
- እንተደኣ ድሮ ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ብኢንተርነት መንበሪ ፍቓድ ኣመልኪትኩም ። መለለዪኻ "ናይ ወጻኢ ቁጽርኻ" "numéro étranger". ክወሀበኩም እዩ
እንተደኣ ኩነታትኩም ካብዚ ወጻኢ ኮይኑ ንዕኡ ዝሰማማዕ ሓድሽ ኣካውንት ክትፈጥሩ ይግባእ።

ን ዝየዳ ሓበሬታ እብ ኣለኩም Réfugiés.info la fiche Réfugiés.info Réfugiés.info "Avoir votre carte de séjour"
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
nour
a mugnier
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት