Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምኽኣል ርእስኹም ኣብ ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓን ሞያዊ ህይወትን ናጻ ምዃን

ምስ ምስ Ariana A.I.F

ኣዳላዊ Ariana A.I.F ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እዚ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባትን ሞያዊ ህይወትን ዝምልከት ዓውደ መጽናዕትታት፡ ካብ ደረጃ A1.1 ብደገፍ ኣብ፤

  • ምውዳብን ምሕደራን ምምሕዳራዊ ኣገባባት (መንበሪ ፍቓድ ምሕዳስ፡ ኣብ ፕረፈክቸር ቆጸራ ምግባር ወዘተ)
  • መሰላት ምርካብ (ንRSA ምሕታት፣ ኣገዳሲ ካርድ ምህላው ወዘተ)
  • ስራሕ ወይ ስልጠና ምድላይ፡ ንቃለ መሕትት ስራሕ ምድላው...

ብተወሳኺ ኣብ ህዝባዊ መደረን ርእሰ ተኣማንነትን ንምምሕያሽ ፕሮፌሽናል ክፍልታት ፈረንሳን ትያትርን ኣሎ።

እዞም ዓውደ መጽናዕትታት ብ ቋንቋ ንዓረብኛ፡ ዳሪ፡ ፓሽቶ ንዝዛረቡ ሰባት ዝሰማምዑ እዮም።
እቶም ዓውደ መጽናዕትታት ን3 መዓልታት፡ ኣብ ዓመት ብዙሕ ግዜ ዝዳለዉ እዮም: ዕለታት ንምርካብ ምስ ማሕበር ተወከሱ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ናይ ምሕደራ ቓላት ምምሕዳራዊ ኣገባባትምፍላጥ
  • ካብ ስፔሻሊስት ኣሰልጣኒ ዝመጽእ ደገፍ ምርካብን ይከኣል እዩ
  • ከምኡውን ን ንቐሊል ምርዳእ ዝኸውን ልምምዳት ምውሳድ።

  • ምርዳእ መብርሂታት ኣብ ውዕል ስራሕ ክላእን
  • ሰነዳት ኩባንያ (ደብዳቤታት፡ ኢመይላት ወዘተ)ን ሕጊ ዕዮን ምርዳእ።
ምፍላሉ ዘገድስ ከከም ኩነታትካ፡ እቲ ማሕበር ስራሕ ክትደሊ እውን ክሕግዘካ ይኽእል እዩ።

  • ነቲ ስርዓት፡ ህዝባዊ ኣገልግሎታት፡ ስጉምትታት፡ ቅጥዕታት፡ መርበባት ሓበሬታ...ምኽኣል
  • ነቲ ስጉምትታት ባዕልኹም ክትወስድዎ ምጅማር።

ከመይ ንገብሮ?

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • ariana-alanኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • veronicasiተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles