ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ e-photo
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 moisኢ-ፎቶ (ወይ ዲጂታላዊ ብፊርማ ዝተሰነየ ስእሊ) ኮይኑ ( እዚ ማለት ኣብ ኢንተርነት) ን ወግዓውያን ናይ መንነት ወረቓቅቲ ዝገልግል ወግዓዊ ስእሊ እዩ።
ንኣብ ናይ ምምሕዳር ምምሕዳር ዝኾኑ ተግባራት ፈረንሳ ነዚ ኣገልግሎት እዚ ንብዙሓት ናይ ኦንላይን ምምሕዳራዊ ኣገባባት ይጥቀመሉ፣ ን ኣብነት
- ኣብዚ ምዕዛብ ከም ዝከኣል site de l’ANTS (Agence nationale des titres sécurisés) ን መምርሒ ምዝዋር ፍቓድ ምርካብ
- ከምኡ ውን ኣብ site Étrangers en France (ANEF) ን መነት ካርድ ዝኸውን ኣሳእልና እንሰደሉ
ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ጽቡቕ ነገር ናይ ኢ-ፎቶ ንኹሉ ሕቶታት ሰነድ መንነት ዝቐልጠፈን ውሑስን መፍትሒ ምዃኑ እዩ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
claudia m
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት