ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ e-photo
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1138 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምስላጥ መምርሒ ፍቃድ መኪና ናይ ወጻኢ ሃገር ፣ ናብ ናይ ሃገረ ፈረንሳ መምርሒ፣ ብኸመይ ከም ዝቕየር ምፍጣር።
ምኽኣል ፈተና ምዝዋር መኪና ምልምማድን ብነጻ ምዝዋር ከም ነጻ ዘወርቲ ኲንኩም ፣ንፈተና ናይ መምርሒ መኪና (permis B) ንምሕላፍ ምእንቲ ክትክእሉ
ምሕላፍ ኮድን ፍቓድ መዘወሪ መኪናን (ፍቓድ B) ብደገፍ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና።
ምርካብ ተስከርካሪኹም ምዝገባ ምስክር (certificat d’immaton) ንሓድሽ ወይ ቦንዳ ወይ France Titres ወይ Simplimmat ዝተባህለ ተቕዋም፣
ንምዕዳግ መኪና ሓዳስ ወይ ኣብ ጥቕሚ ዝወዓለት መኪና ምምዝጋባን ውሕስነት ትገብረላን፡ ቴክኒካዊ መርመራታት ምክያድ..
ምርካብ ሓገዝ ሓገዝ መምርሒ ፍቓድ መኪና፣ ናይ (catégorie B) Pôle emploi ፖለምፕልዋ፣ ነቲ ትምህርቲ ኮነ ን ፈተና ክኸፍልዎ ይኽእሉ እዮም
ምርካብ መምርሒ ፍቓድ መኪና። ድሕሪ ፈተናኹም ብዓወት ምዝዛም እቲ ፍቓድ፡ ብቐጥታ ንምስራሕ ኣብ መርበብ ሓበሬታ France Titres ብኸመይ ከም እትኽእሉ ምፍላጥ
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣
ንምርካብ፣ ውልቃዊ ሓንቲ ትካል ንምፍጣር ፣ ወይ ማኪና ንምዕዳግ ፣ ወይ መምርሒ ፍቃድ ንምርካብ ኮነ ወዘተ ክኸውን ይኽእል
ምርካብ መምርሒ ፍቃድ መኪና ንምውጻእ ገንዘብ ልቃሕ ምርካብ ብዘይ ወy ሓንቲ ወለድ ናይ ገንዘብ፣ ብኸመይ ከም ዝከኣል ዝሕብር መስርሕ እዩ።
ትምህርቲ ፈረንሳን፣ውልቃዊ ደገፍን ብምግባር ፣ ናይ ምምራሕ ፍቓድ ብምርካብ ናብ ዓለም ስራሕ ንምስታፍ ዝዓለም እዩ
እዚ ናይ ክልተ ሚእቲ "200" ሰዓት ስልጠና ሕጊ ምምራሕ መኪና እንዳተመሃርኩም ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ክእለት ቋንቋ ፈረንሳይኩም ንኸተመሓየሹ ኣዝዩ ይጠቕመኩምን ይሕግዘኩምን እዩ።
ኮድ ቃላት ጽርግያን ንምምሕያሽ ስልጠና ምርካብ ምእንቲ ክንክእል።
ኣብ ዞባ ብረታኝ (Bretagne ) ዝተዳለወ ሕግታት ምምራሕ መኪና ማለት ኮድ ደ ላ ሩት ምምሃር።
ማሕበር ሞቢልኢኮ ስማዊ ዋ ዋጋ መጓዓዝያታት ን ን ዝጽግሞም ንምሕጋዝ የቕርብ።
በዚ ድማ ዝተፈላለዩ ቆጸራታት ከም ንናብ ሕክምናዊ ፣ ምምሕዳራዊ ቆጸራታኩም ፣ ከምእውን ን ዕዳጋ ምኻድ ትርፊ ግዜ ምዝናይ ወዘተ ምስ እትደልዩ ሓገዝ ካብ ምሕታት ይከኣልዩ
ምፍላጥ ብዛዕባ ኣብ ሰሙን 4 ፍርቂ መዓልቲ ኮድ ጽርግያ፡ ቃላት ምዝዋር መኪና፡ መጓዓዝያ ንምርዳእ
ምርኽእብ እቲ ናይ ምንቅስቓስ መድረኽ ሰባት ኣብ ምንቅስቓሶም ርእሰ-ምሕደራ ክህልዎም ይድግፍ።
ንምሕላው ን ናይ መምርሒ ምዝዋር መኪና፣ 61 ሰዓታት ስልጠና ምስ ናይ-ቓላት፡ መብርሂ፡ ገምጋም ንኮድ ጽርግያ ንምሕላፍ ድሉው ንምዃን ዝሕለፍ ፈተና ንምፍታን
ምጥቃም ንምጉዳል ዋጋ መጓዓዝያ 50 ክሳብ 100% ምጉዳል ምንእቲ ክትረኽቡ ምእንቲ ።
ምኽኣል ኣብ ዞባ ፓሪስ ሜትሮ፡ ኣውቶቡስ፡ ትራም፡ RERን ባቡርን ንምጥቃም ዝሕግዝ ካርድን ፓስን።
ምስ (T2C) ንኽትራኸቡ
ን ኣብ Clermont-Ferrand. ዘሎ ናይ ኣውቶቡስ ሓበሬታ ፈሎጥኩም ብቐሊሉ ንምጥቓም
Découvrir une nouvelle ville, la campagne pour organiser son projet de vie, trouver une formation ou un travail, un logement, rencontrer des entreprises, faire des activités sportives ou culturelles