ምፍላጥ ኮድ ጽርግያ ምምሃርን፣ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ ምጥቃም እነተኸተልኩም
ምስ ምስ Mobil'intégra

ኣዳላዊ Wimoov Normandie ኣቐድዲሙ ዝነበረ 19 днів тому
ምእንቲ ብዝያዳ ብቐሊሉ ክትዘውር ዝሕግዙኹም ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትን ውልቃዊ ደገፍን ክትረኽቡ ፤
- ምግባር ብሕታዊ ዝኾነ ናይ ምንቅስቓስ
- ምርክባ ህዝባዊ መጓዓዝያን ዲጂታላዊ መሳርሕታትን መዓልታዊ ንምጥቃም ዝሕግዙተኻሎታት
- ከምኡውን ዝኣመስሉገንዘባዊ ሓገዝ ንምርዳእ መግለጺታት ምሃብ
- ንምምሃር ምድላው ንኮድ ጽርግያ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ እቶም ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ክፍሊ ዩረን ኣብ ውሽጢ ግዝኣት ናይቲ ኣብ መንጎ ኮሙናት ዝርከብ ማሕበረሰብ ፔይስ ደ ላይግልን la communauté de communes des Pays de L’Aigle. ይካየዱ ። ክሳብ ሓምለ 2027 ኣብ ዝደለኹሞ ግዜ ክትመጹ ትኽእሉ ኢኹም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 60, Rue de Pannette, 27000 Évreux
- 09 67 29 95 93
- normandie@wimoov.org
Passer la carte
Chargement de la carte...
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
Wimoov fatimaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
taghridተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት