Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምጥላብ ምጉዳል ዋጋ ኣብ መጓዓዝያ ኣብ ፓሪስን ከባቢኣን ወይ ኢልደፍራንስ

ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 дні тому

እቲ Solidarité Transport ዝፍለጥ መስርሕ እዚ ፣ ክፍሊት ከምዚ ዝስዕብ ንምንካይ ይሰርሕ ፤

  • ዝወሓደ ክትከፍል (50% ወይ 75% ምንካይ)
  • ወይ ድማ ብነጻ ምሉእ ብምሉእ ብዘይክፍሊት

ኣብ ምዝገባ (forfaits) ከምኡ’ውን ትኬት ናይ ባቡር፡ RER፡ ሜትሮን ኣውቶቡስን ኣብ Île-de-France ዝምልከት እዩ።

ምእንቲ ትሕግጋዝ መጓዓዝያ ንትሑት ኣታዊ ዘለዎም ሰባት (ስጉምቲ 1 ርአ)፣ ከምኡ እውን ንኣባላት ሓደ ስድራቤት (ካብ ሓደ ስድራቤት ብሓባር ዝነብሩ ሰባት) ዝተሓዝአ ኮይኑ፣ ንኣብ እዞም ዝስዕቡ ነገራት መስርሕ ተኸቲልና ክንከስበሉ ይከኣል እዩ

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ነዚ መስርሕ ንምስላጥ Passe Navigo ክህልወኩም ይግባእ፣ ነዚ ናይ ምጉዳል ዋጋ ናይ ትራንስፖርት ንምግባር ዝሕግዙ ነገራት (ኣብ ናይ ቁጽሪ 2 መስርሕ ንከተል).
እዚ ናይ ምጉዳል ዋጋ ኣኣብ Île-de-France, ማለት እብ ፓሪስን ከባቢኣን እዩ ዝምልከት፣ እንተኾነ ግን፣ ኣብ ሓያሎ ናይፈረንሳ ከተማታትን ቁሸታትን ስለ ዝካየድ እውን ኣቃልብሉ ደኣ፣ . ነዚ ኣፍልጦ ንምርካብ ድማ ኣብ ናይ ኣከባቢኹም ዘሎ፣ ምምሕዳር ምሕታት ይግባኣኩም።

ከመይ ንገብሮ?

Les conditions principales sont : 

  • ኣብ Île-de-France ንምንባር ወይ ንምስራሕ
  • ትሑት ኣታዊ ንኽህልወካ (ፍጹም ገንዘብ ኣይትረክብን ወይ ኣዝዩ ውሑድ ገንዘብ)
  • እቲ ብ RSA ክፍሊት ተጠቃሚ ምዃን ምኽኣል(Revenu de Solidarité Active),ወይ ድማ ናይ ብ ሕክምናዊ ወስርሕ ዝኽፈል ክፍሊት l’AME (aide médicale de l’État),ከምኡውን (ASS)...ዝበሃል ምርካብ የኽእለኩም
  • ከምኡ ውን /ወይ እኝተላይ la Complémentaire Santé Solidaire (CSS) ብነጻ እዩ ዝኸውን እዚ ማለት ናይ ቀደም CMU)
  • ከምኡ ውን ወይ እንተላይ /ሓደ ካርድ ናይ ካርድ ናይ ስንክልና ወይ እውን ፣ ን ስንኩል ሰብ ዝሰኒ ካርድ ይወሃበኩም

እዚ ናይ መጓዓዝየ ምንካይ ዋጋ ንምግባር ምስ እትደልዩ ኣብዚ ኣለኩም ici

ብሳላ እዚ መስርሕ እዚ ተጠቀምቲ ንምዃን ምስ እትደልዩ፣ simulateur, ይግበኣኩምን ኣይግበኣኩምን ንምዃኑ ንምፍላጥ ምስ እትድልዩ፣ ን ኹሉኩነታት ኣብ ግምት ዘእተወ፣ ፣ ከምኡውን ን ኹሉ ዘድሊ ዶክሜንታትን ንምርካብ ምስ እትደዩ ኣብዚ ኣለኩም።

ተወሳኺ ናይ ምትሕግጋዝ መድሕን ጥዕና (CSS ምስ ፋይናንሳዊ ተሳትፎ) እንተሃልዩካ፡ ነቲ ናይ ምትሕግጋዝ መጓዓዝያ ቅናስ ክትሓትት ኣይትኽእልን ኢኻ። ኣብ Île-de-France ንህጻናት ትሕቲ 4 ዓመት (ኣብ ደረት ዓቢ ሰብ እምበር ኣብ መንበር ኮፍ ኢሎም ዘይኮኑ) ህዝባዊ መጓዓዝያ ብነጻ እዩ።

እንተደኣ ብዛዕባ ምንካይ መጓዓዝያ ምትሕግጋዝ ዝቐርቡ ቀንዲ ሕቶታት ኣብዚ ኣለዉኹምici, ፣ ምስ ሓፈሻዊ መልስታቶም ዘጠቓለለ።

ናቪጎ ፓስ እንተዘይብልካ

መመልከቲ ከተቕርቡ ኣለኩም፤

  • ኣብ ሓደትካል ናቪጎ፡ ኣብ መደበር ባቡር ወይ መደበር ሜትሮ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ትኬት። agence Navigo, un guichet dans une gare ou une station de métro. ኩሉ ሰነዳት እንተሃልዩካ ብቕጽበት ካርድ ክትቅበሉ ትኽእሉ ኢኹም።
  • ኣብ መርበብ ሓበሬታÎle-de-France Mobilités ብኢንተርነት: ኣካውንት ምፍጣር፣ ኣብ "Commander un passe Navigo",ኣብ መርበብ ሓበሬታ ብኢንተርነት:
    እቲ ፓስ ኣብ ውሽጢ እንተበዝሐ ኣብ ውሽጢ 3 ሰሙን ናብ ኣድራሻኹም ይለኣኽ ወይ ድማ ኣብ ትካል ናቪጎ፣ መስኮት ትኬት ኣብ መደበር ባቡር ወይ መደበር ሜትሮ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ e agence Navigo, un guichet dans une gare ou une station de métro eስራሕ መዓልታት (ቀዳምን ሰንበትን ከይሓወሰ) ይርከብ። ጠውቕ፣ ዘድልዩ ሰነዳትን ስእልን ኣቐምጡ።
    እቲ ፓስ ኣብ ውሽጢ እንተበዝሐ ኣብ ውሽጢ 3 ሰሙን ናብ ኣድራሻኹም ይለኣኽ ወይ ድማ ኣብ ትካል ናቪጎ፣ መስኮት ትኬት ኣብ መደበር ባቡር ወይ መደበር ሜትሮ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት (ቀዳምን ሰንበትን ከይሓወሰ) ይርከብ።
  • ብፖስታ ብናይ ናቪጎ ፓስ መመልከቲ ቅጥዒ (ኣብ ትካላት ናቪጎ፣ ኣብ መደበራት ባቡር ወይ መደበራት ሜትሮ ዝርከቡ ቆጸራታት ትኬት)ን ስእልን ኣመልክቱ።

    እዚ ኣማራጺ እዚ ነቶም ኣብ ዞባ Île-de-France ዝሰርሑ ግን ከኣ ኣብኡ ዘይነብሩ ሰባት ግዴታ እዩ። እቲ ካርድ ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ናብ ኣድራሻኹም ክለኣኽ እዩ።

ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ ረፉጂ ኣንፎ ኣለኩምRéfugiés.info "Avoir un Passe Navigo pour prendre les transports en Île-de-France"

ድሮ ናቪጎ ፓስ እንተሃልዩካ

ነቲ ሓበሬታ ንምምልላእ ኣብ ቀረባ እዋን ንምሓዝ ምስ እትደልዩ።

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ እዚ ናይ ምጉዳል ምትሕግጋዝ መጓዓዝያ ምስ Navigo Imagine R, Navigo Annuel, Navigo Découverte et Navigo Easyናቪጎ ኢማጅን ኣር፡ ናቪጎ ኣኑኤል፡ ናቪጎ ዲኮቨርትን ናቪጎ ኢዚን ኣይሰርሕን እዩ። እንተደኣን ን ምሳኹም ዝሰርሕ ሰብ ኮይኑ ጠለብኩም ምሳኻ ዝነብር ሰብ ትሓትት እንተኾንካ ብስሙ ናቪጎ ፓስ ክህልዎ ኣለዎ።

ንዝያዳ ኣፍልጦ ብዛዕባ ናቪጎ ኣብዚ ኣለውኹም ici, ምስ ሓፈሻዊ መልስታቶም

1. ኣብ መስመር ናይ Je fais ma demande en ligne ኣን ባይ ወብሳይት ናይ Solidaritétransport.fr ከከም ኩነታትኩም ብምጥዋቕ እቲ መስርሕ ተኸተልዎ

ኩነታትኩም ክትመርጽ ኣለኩም

  • ኣብዚ ጠውቑ እንተደኣ ከሰብቲ ናይ እዚ ዝስዕብ ኴይንኩም l’AME
  • ኣብዚ ጠውቑ እንተደኣ ከሰብቲ ናይ እዚ ዝስዕብ ኴይንኩም CSS ብዘይ ምኽሳብ ገንዘብ
  • ኣብዚ ጠውቑ እንተደኣ ከሰብቲ ናይ እዚዝ ስዕብ ኴይንኩም du RSA
  • ኣብዚ ጠውቑ እንተደኣ ከሰብቲ ናይ እዚ ዝስዕብ ኴይንኩም l’ASS
  • ኣብዚ ጠውቑ እንተደኣ ከሰብቲ ናይ እዚ ዝስዕብ ኴይንኩም l’ASS ከምኡ ውን CSS ብዘይካ ኣታዊ ገንዘብ
  • ኣብዚ ጠውቑ እንተደኣ ስንኩላንኲይንኩም (CMI ou ONAC).
ምፍላጡ ዘገድስ
ሓደ ሰብ እንተደተቐባሊ ወይ ተጠቃሚ ማለት እቲ ገንዘባዊ ሓገዝ ዝረክብ ኮይኑ እዩ ናይ ትራንስፖርት ሓገዝ ዝረክብ ። ንነፍሲ ወከፍ ኩነታት፡ እቲ ምንካይ ዝለዘሎ፣ ንዓኹ ነቶም ምሳኻ ዝነብሩ ሰባትን (ኣባላት ናይ ሓደ ገዛ) ዝምልከት ብተናጸ ይርአ ምዃኑ ኣብ ግምት የእትዉ።

2 ኣብ "Continue" ዝብል ንጥውቕ።

3. . ቁጽሪ ፓስ ናቪጎ ጽሓፍ

እቲ ቁጽሪ ኣብ ጎኒ ወይ ኣብ ልዕሊ ስእልኻ እዩ (ስእሊ ኣብ መርበብ ሓበሬታ)

ቁጽሪ ናቪጎ ፓስካ ክልተ ግዜ ግዜ ቁጽሪ ከተእቱ ኣለኩም፡ "ኣነ ሮቦት ኣይኮንኩን""Je ne suis pas un robot ከምኡ'ውን "ቀጽል" "Je continue".ዝብል ጠውቕ።

ምፍላጡ ዘገድስ ብተወሳኺ ብስልኪ 0800 948 999 (ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 8 ንግሆ ክሳብ ሰዓት 7 ድሕሪ ቀትሪ ብነጻ) ሕቶ ምቕራብ ይከኣል እዩ፣ ግን ዝያዳ ግዜ ይወስድ።

መመልከቲኹም ንምምላእ ድማ ከከም ኩነታትኩም ሰነዳት ክትሰዱ ኣለኩም፤

  • ነጻ ተወሳኺ መድሕን ጥዕና እንተሃልዩካ: ዓመታዊ ናይ CSS ምስክር ወረቐትካ (ኣብ ሕሳብካ ኣሎ)(disponible sur votre compte ameli dans Mes démarches), votre carte Vitale, ከምኡ’ውን ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነትኩም
  • እንተደኣ ናይ መንግስቲ ሕክምናዊ ሓገዝ እንተሃልዩካ: እቲ ናይ AME ካርድ
  • ምናልባት ስንክልና እንተሃልይኩም: ናይ ስንክልና ካርድኻ ወይ ናይ ሃገራዊ ቤት ጽሕፈት ገዳይም ተጋደልቲ ካርድካን መረጋገጺ ኣድራሻኻን። 
  • እንተደኣ RSA እንተድኣ ተቐቢልኩም: ናይ CAF ተጠቃሚ ቁጽርኻን ትሕቲ ሓደ ወርሒ ዝዕድሚኡ ናይ RSA ምስክር ወረቐትን፣ እዚ ድማ ካብ መርበብ ሓበሬታ ናይቲ...CAF ou sur l’application mobile CAF- Mon Compte
  • እንተድኣ ተቐቢልኩም፦ ቁጽሪ ፈረንሳ ትራቫይልኩም (ናይ ቀደም Pôle emploi) ከምኡ’ውን ትሕቲ ሓደ ወርሒ ዝዕድሚኡ ኩነታትኩም ዝገልጽ መግለጺ።(attestation à télécharger sur internet)
  • እዚ ኹሉ ማለት መረጋገጺ ኣድራሻ (ተሌፎን፣ ኢንተርነት፣ ሕሳብ ኤሌክትሪክ፣ ምልክታ ግብሪ ወዘተ)።

ቶም ሰነዳት ስካን ብምግባር ኣብ መወዳእታ ናይቲ መተግበሪ ስቐሎም።

 > ንዝይዳ ሓበሬታ ኣብ ኣለኩምRéfugiés.info "Scanner un document"

ወኪል ምትሕግጋዝ መጓዓዝያ ንመመልከቲኹም ክምርምሮን ብፖስታ ወይ ብኢመይል ኣብ ውሽጢ፤
ድሮ ናይ ናቪጎ ፓስ እንተሃልዩካ ኣስታት 10 መዓልታት
ካብ 3 ሰሙን ክሳብ 1 ወርሒ ናቪጎ ፓስ ኣዚዝኩም እንተኾይንኩም

  • Navigo.ድሮ ናይ ናቪጎ ፓስ እንተሃልዩካ ኣስታት 10 መዓልታት
  • ካብ 3 ሰሙን ክሳብ 1 ወርሒ ናቪጎ ፓስ ኣዚዝኩም እንተኾይንኩም

መመልከቲኹም ተቐባልነት እንተረኺቡ፡ በጃኹም ብፖስታ፡ ብኢመይል ወይ ብኤስኤምኤስ ንምርግጋጽ 48 ሰዓታት ፍቐዱ።

ምፍላጡ ዘገድስ ካብ ኤጀንሲ ምትሕግጋዝ መጓዓዝያ መልሲ እናተጸበዩ ንዝገዛእካዮ ትኬት ገንዘብ ክምለሰልካ ምሕታት ኣይከኣልን እዩ።

ቀጺልኩም፡ ነቲ ምንካይ ወይ ነጻ መገሻ ኣብ ናቪጎ ፓስካ ክትጽዕኑዎ ኣለኩም፤

  • .ኣብ ኣውቶማቲክ ማሽን (ተርሚናል) (borne) ኣብ መደበር ሜትሮ፡ ናቪጎ ፓስካ ኣብታ ንእሽቶ ሰማያዊ ወይ ሐምላይ ቦታ ኣቐሚጥካ Recharger une carte Navigo ብምቕጻል Livraison de ma commande ጽቐጡ።
  • ኣብ ዝርከብ መደበር ባቡር ኣብ ዝርከብ ኣውቶማቲክ ማሽን (ኪዮስክ)፡ ናቪጎ ፓስካ ኣብቲ ንእሽቶ ሰማያዊ ወይ ሐምላይ ቦታ ኣቐሚጥካ "Solidarity Transport Update" ጽቐጥ።
  • ኣብ l’application Ile-de-France Mobilités, ኣብቲ mon Passe Navigo (Android) ዝብል ዝርዝር፡ Lire mon Passe (Android) ወይ Lire mon Passe (iPhone) ብምጥዋቕ፡ Navigo ካርድካ ኣብ ልዕሊ ወይ ኣብ ትሕቲ ስልኪ ኣቐምጦ።

ኩሉ ይግለጽ ኣብዚ ici

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ናቪጎኹም ገንዘብ ምእታው ናይ ምጽዓን ግዴታ እዩ: እንተዘይገይርካዮ እቲ ስሩዕ ክፍሊት ክትከፍል ኣለካ።

ኣባላት ስድራቤትካ እውን ናቪጎ ፓስኦምክኸፍሉ ኣለዎም።

ምንካይ ኣብ ናቪጎ ፓስካ ተተግቢሩ እንተኾይኑ ክትፈልጥ ትኽእል ኢኻ: ኣብ ማሽን ኣቐምጦ እሞ contenu de mon passe ጽቐጡ።

ከምኡ ውን ዕለታት ምጉድልን ክትፈልጥ ትኽእሉ ኢኹም።

ብድሕሪኡ’ከ ?

ነጻ መገሻ እንተሃልዩኩም፡ ናቪጎ ፓስካ ጥራይ ክትጽዕን ኣለካ ድሕሪኡ ኣብ Île-de-France ህዝባዊ መጓዓዝያ ብናጻ ክትጥቀም ትኽእል። ቅናሽ እንተሃልዩኩም፡ ሓንቲ ትኬት ክትገዝእ ወይ ድማ ፓኬጅ ክትመርጽ ትኽእሉ ኢኹም።

Choisir la durée de l'abonnement

ዝተፈላለየ ዋጋ ኣሎ forfaits :

  • ሓደ ወርሒ: ካብ ቀዳመይቲ ክሳብ መወዳእታ መዓልቲ ወርሒ (መዓልታት ምቕያር ኣይከኣልን)
  • ሓደ ሰሙን: ካብ ሰኑይ ክሳብ ሰንበት (መዓልታት ምቕያር ኣይከኣልን)።

Choisir les zones

ንመሕለፊ ናቪጎ፡ ዞባ Île-de-France ኣብ 5 ዞባታት ይምቀል። ክትወስዱ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ኩለን ዞባታት (ዞባታት 1 ክሳብ 5)
  • ወይ 2 ዞባታት (ዞባታት 2ን 3ን፣ ዞባታት 3ን 4ን ወይ ዞባታት 4ን 5ን)።

ኣብ ኣየናይ ዞባ ከም እትነብርን ንስራሕ፡ ንክፍሊ፡ ስድራቤትን ፈተውትን ናብ ኣየናይ ዞባ ከም እትኸይድን መርምር።እቲ ናይ መጓዓዝያ ካርታ ኣሎ። ici, ወይ ኣብ l'application mobile Île-de-France Mobilités ወይ ኣብ agence Navigo, un guichet dans une gare ou une station de métro.እቲ Île-de-France Mobilités ሞባይል መተግበሪ ወይ ናቪጎ ትካል፣ ኣብ መደበር ባቡር ወይ መደበር ሜትሮ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ትኬት።

Avec un forfait mensuel (pour un mois), le Passe Navigo est "dézoné" les week-ends, jours fériés, pendant les vacances scolaires et pendant l’été du 15 juillet au 15 août : vous pouvez prendre les transports dans toutes les zones en Île-de-France.

ክፈሉ

ዋጋታት ብቅናሽካ እዩ ዝሕሰብ።
ካብ ርእሰ-ኣገልግሎት ማሽን እንተገዚእካ: ብባንክ ካርድ።
ኣብ ቆጸራ እንተገዚእካ: ብካርድ ወይ ብጥረ ገንዘብ።

  • ብቀጥታ ካብ ማሽን እንተገዚእካ: ብባንክ ካርድ።
  • ኣብ ሓደ ወይ ሃንቲ ካሼር እንተኬድኩም ድማ: ብካርድ ወይ ብጥረ ገንዘብ።

ቅናስካ ምስ ተዛዘመ ምሕዳስ ክትሓት ኣለኩም :

  • RSA እንተተቐቢልኩም: ኣብ ነፍሲ ወከፍ 3 ወርሒ (ዝኾነ ለውጢ እንተጋጢሙ ንCAF ምሕባር ኣይትረስዑ)
  • ASS እንተተቐቢልካ: ኣብ ነፍሲ ወከፍ 6 ወርሒ።
  • CSS እንተሃልዩካ: ኣብ ዓመት ሓደ ግዜ።
  • ናይ ስንክልና ካርድ እንተሃልዩካ: ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰለስተ ዓመት ወይ ካርድኻ ምስ ኣኽተመ።

ቅድሚን ድሕሪን ነፍሲ ወከፍ ምሕዳስ ካብ ኤጀንሲ ምትሕግጋዝ መጓዓዝያ ኢመይል፡ ኤስኤምኤስ ወይ ደብዳበ ይመጸኩም።
ደገፍቲ ሰነዳትኩም ብዝተኻእለ መጠን ቀልጢፍኩም ስደዱ።

ኩሉ ኣብዚ ተገሊጹ ኣሎ ።

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ምሕዳስ ነቲ ምጉዳል ኣብ ናቪጎ ፓስካ ምጽዓን ግዴታ እዩ (ደረጃ 5)።

ካብ ገዛኻ ካብ ቅናሽ ወይ ነጻ መእተዊኻ ዝጥቀም ሰብ ክትውስኽ ይከኣል እዩ።

  • ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ብኢንተርነት (ኣብ Access my Navigo account ጠውቕ) ወይ ድማ Île-de-France Mobilités Connect ኣካውንት ፍጠር "Add a member of my household" ዝብል ጠውቕ እሞ ቅጥዕታት ምልኣዮ።
  • ብስልኪ : ናብ ኤጀንሲ ምትሕግጋዝ መጓዓዝያ ብቑጽሪ ስልኪ 0800 948 999 ደውሉ፣ ሰነዳት ድማ ብፖስታ ስደዱ።
ነፍሲ ወከፍ ሓድሽ ሰብ ናቪጎ ፓስ (ደረጃ 2) ክህልዎን ነቲ ቅናሽ ወይ ነጻ ፓስ ክጽዕንን ኣለዎ (ደረጃ 5)።

ኩሉ ኣብዚ ተገሊጹ ኣሎ።

ናቪጎ ፓስ እንተጠፊኡካ ወይ እንተተሰሪቑ፡ ነቲ ዝጠፍአ ወይ ስርቂ ክትሕብር ኣለካ፤

ሓድሽ ናቪጎ ፓስ ንምርካብ መንነት ሰነድ ከተቕርብን €15 (ኣብ ቦታ ወይ ብቐጥታ ካብ ሕሳብካ) ክትከፍል ኣለካ።

እቲ ናይ ቀደም ናቪጎ ፓስካ ክዓጽዎ እዩ።

ኩሉ ኣብዚ ተገሊጹ ኣሎ ።

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • omar kokachተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • hichamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • mariaተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles