Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
ኣካላትብቅዓት = ክእለትምጉዳል ዋጋ ናይ መጎዓዝያ፣ምርካብ ንጉዕዞ ዝኸውን ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ፣ ፓሪስን ከባቢኣን Navigo

ምርካብ ንጉዕዞ ዝኸውን ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ፣ ፓሪስን ከባቢኣን Navigo

Comité de la Démarche Accessibleኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 15 jours

ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ ንዝሰርሑን/ወይ ዝነብሩን ሰባትን ብቐጻሊ ህዝባዊ መጓዓዝያ ዝጥቀሙን ሰባት ምዝገባ ዘለዎ ካርድ

ናቪጎ ፓስ ኣብ ኩሉ መጓዓዝያታት ቅኑዕ እዩ፤
- ባቡር ትሕተ ምድሪ

  • ሜትሮ métro ባቡር
  • ዓቢ RER ባቡር
  • tram ናይ ጎደና ባቡር
  • bus ኣውቶብስ

ናይ ናቪጎ Navigo ፓስ ኣብ Île-de-France ንዝሰርሑን ዝነብሩን ሰባት ዝተሓዝአ እዩ። ኣብ ነፍሲ ወከፍ እዋን ትኬት ከይገዛእካ ብስሩዕ ህዝባዊ መጓዓዝያ ንምጥቃም ዝተፈላለየ ምዝገባ (forfaits) ኣሎ።

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ
ገለ መስመራት ኣብ ምዝገባታት Navigo ናቪጎ ፓስ ኣይካተቱን እዮም፡ ኦርሊቫል Orlyval, bus (ናይ ኦርሊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣውቶቡስ)፡ ኣውቶቡስ ቀጥታዊ ፓሪስ-መዓርፎ ነፈርቲ ኤክስ-ካርስ ኣየር ፈረንሳ፡(OpenTour, Big Bus Paris…) ዲዝኒላንድ ሻትላት፡ ኦፐንቱር Magical Shuttle ናይ በጻሕቲ ኣውቶቡሳትን ካርስ ሩጅን። ፍሉይ ትኬት ክትገዝእ ኣለኩም።። .

ከመይ ንገብሮ?

ናይ ፓስ ናቪጎ Passe Navigo ካርድ ንምእዛዝ፡ ሓያሎ ተኽእሎታት ኣለዉ፤

ዶክመንትኹም ኣዳልዉ

  • ናይ ፓስፖርት ስእሊ፣ photo d’identité ማለት ታሴራ (ናብ ሓደ ዝኾነ እንዳሰኣላይ ኬድኩምክተኣሉ ትኽእሉ ኢኹም፣ )
  • መረጋገጺ ኣድራሻ (ተሌፎን፣ ኢንተርነት፣ ማይ፣ ኤሌክትሪክ፣ ሕሳብ ጋዝ፣ ምልክታ ግብሪ ወዘተ ክኸውን ይኽእል) ወይ ናይ መንበሪ ደብዳቤ
  • ካብ ናይ ባንክ ሕሳብካ ብቐጥታ ብምውጻእ ትኸፍል እንተኾንካ ናይ ባንክ ሕሳብ መግለጺ (RIB)

ኣበይ ከተመልክቱ ትኽእሉ

  • ብኢንተርነት መርበብ ሓበሬታ e agence Navigo, un guichet dans une gare ou une station de métro. ኩሉ ሰነዳት እንተሃልዩኩም ብቕጽበት ካርድ ክትቅበሉ ትኽእሉ ኢኹም።
  • እቲ ፓሪስ እንተበዝሐ ኣብ ውሽጢ 3 ሰሙን ናብ ኣድራሻኹም ይለኣኽ ወይ ድማ ኣብ ትካል ናቪጎ፣ : créer un compte, መስኮት ትኬት ኣብ መደበር ባቡር፣ "Commander un passe Navigo"
  • እዚ ኣማራጺ እዚ ነቶም ኣብ ዞባ Île-de-France ዝሰርሑ ግን ከኣ ኣብኡ ዘይነብሩ ሰባት ግዴታ እዩ።s agences Navigo, guichets dans les gares ou les stations de métro) እዚ ኣማራጺ ኣብ Île-de-France ንዝሰርሑ ግን ከኣ ኣብኡ ዘይነብሩ ሰባት ግዴታ እዩ። እቲ ካርድ እንተበዝሐ ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ናብ ኣድራሻኹም ይለኣኽ።
ኣገዳሲ! ጽቡቕ ክትፈልጥ !
 ናቪጎ ፓስካ le Passe Navigo ስምኩም ስእልኹም ኣለዎ፤ ንስኻ ጥራይ ኢኻ ክትጥቀመሉ ፍቓድ ዘለካ ሰብ።
ካልእ ሰብ ካርድኻ ክጥቀመሉ ኣይትፍቀደሉን፣ ናይ ካልእ ሰብ ፓስ እውን ኣይትጠቐም።

ብዛዕባ ናቪጎ ፓስ ዝቐርቡ ቀንዲ ሕቶታት ኣብዚ ኣለዉ፣ ምስ ሓፈሻዊ መልሲ። ici,

ብዙሕ ኣማራጺታት ናይ forfaits :ኣሎ

  • ሓደ ዓመት
  • ወርሒ : ካብ ቀራማይ ክሳብ ናይ መወዳኣታ ወርሒ
  • ናይ ሓደ ውራይ : ካብ ሰኑይ ሰኑይ ክሳብ ሰንበት
  • ሓደ መዓልቲ

ናይ ምዝገባ ዞባታት ምረጽ

ዞባ Île-de-France ኣብ 5 ዞባታት ይምቀል፤ ናቪጎ ፓስ ንዝስዕቡ ክትገዝኡ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ኩለን ዞናታት ካብ ( 1 ክሳብ5 ዞባታት)
  • ወይ 2 ኦናታ (ዞናት2ን3ክሳብ3 et 4 ወይ 4 et 5).

ኣብ ኣየናይ ዞባ ከም እትነብርን ንስራሕ፡ ንክፍሊ፡ ስድራቤትን ፈተውትን ናብ ኣየናይ ዞባ ከም እትኸይድን መርምር።
ኩሎም ኣማራጺታት ህዝባዊ መጓዓዝያ ዘርኢ ካርታ ኣሎ። ici, ou sur l'application mobile officielle Île-de-France Mobilités ወይ ኣብ ሓደ agence Navigo, guichet dans une gare ou une station de métro.

ኣገዳሲ! ጽቡቕ ክትፈልጥ !
ብፍላይ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ወይ ሶኒ ንግሆ ኣብ ማሽናት ወይ ትኬት ቤት ጽሕፈት ንኸይትጽበ ኣቐዲምካ ናቪጎ ፓስካ ምምላእ ይምከር።ዓመታዊ (ኣብ ዓመት) ወይ ወርሓዊ (ኣብ ወርሒ) ፓስ ምስ ዝህልወኩም፡ ናቪጎ ፓስ ኣብ ኩሉ ዞባታት ኣብ ሰሙን ዕረፍቲ "dézoné"፡ ህዝባዊ በዓላት፡ ኣብ እዋን ዕረፍቲ ትምህርቲ፡ ከምኡ’ውን ኣብ እዋን ሓጋይ ካብ 15 ሓምለ ክሳብ 15 ነሓሰ ይሰርሕ።

ምኽፋል

  • carte bancaire ዝበሃል ብኢንተርነት ወይ ብመንገዲ ኣፕ እንተኣዚዝኩም ብክረዲት ካርድ
  • Par carte ou en espèces ኣብ ጨንፈር እንተኣዚዝኩም ብካርድ ወይ ብጥረ ገንዘብ

ዋጋታት ከከም ከባቢኡ ይፈላለዩን "ይንኪ ኣለዉ" (ን1 ዓመት ምግዛእ ትሕቲ 12 ዝተፈላለዩ ኣዋርሕ ይኸፍል፣ 1 ወርሒ ምግዛእ ትሕቲ 4 ዝተፈላለዩ ሰሙናት ይኸፍል)።

ኩሉ ግዜ ምዝገባኻን ኣገባብ ክፍሊትካን ምቕያር ይከኣል እዩ።

ከምኡውን ተኽእሎ፣ ናይ ሕሱር ጠለብ ናይ ምርካብ ተኽእሎ ኣሎን ኣብነት :
- ነዚ ንምግባር l'aide médicale de l’État (AME),
- le revenu de solidarité active (RSA),
- l’ASS (allocation de solidarité spécifique),
- እንተደኣ፣ ስንኩላት ኴይንኩም
- ወይ እንተደኣ ትሑት ኣታዊ ዘለኩም ኮይንኩም

ንዝያዳ ሓበሬታ Réfugiés.info : "Demander la réduction solidarité transport en Île-de-France"

ውሑድ ክትከፍል ክትረክብ ይከኣል እዩ፣ ንኣብነት:
- vous recevez l'aide médicale de l’État (AME),
- ኣብ revenu de solidarité active (RSA),
- l’ASS (allocation de solidarité spécifique),
- እንተደኣ ናይ ስንክልና ኩነታት ሃልይኩም - ወይ እንተደኣ ትሑት ኣታዊ

ንዝያዳ ሓበሬታ Réfugiés.info : "Demander la réduction solidarité transport en Île-de-France"

ካብቲ ናይ ምዝገባ ክፍሊት ብኸፊል ካብ ኣስራሒኻ ምምላስ እውን ይከኣል እዩ።


ኣብዚ ኣልኩም l'application mobile officielle Île-de-France Mobilités, ኣንተደኢኹም :

  • changer l'abonnement
  • acheter des tickets
  • changer vos informations personnelles
  • changer le mode de paiement
  • préparer vos trajets
  • savoir s’il y a des problèmes sur vos transports
  • trouver les stations avec un ascenseur
  • ምዝገባኻ ቀይር
  • ትኬት ግዝኡ
  • ውልቃዊ ሓበሬታኻ ቀይር
  • ኣገባብ ክፍሊትካ ቀይር
  • ጉዕዞታትኩም መደብ ግበሩ
  • ምዝንባዕ መጓዓዝያ እንተሃልዩ ምፍታሽ
  • ሊፍት ዘለዎም ነቑጣታት ድለዩ...

Lien de téléchargement sur Android (ኣብ Play Store) 
Lien de téléchargement sur iPhone ( ኣብ Apple Store)

ብድሕሪኡ’ከ ?

ኣብ l'application mobile officielle Île-de-France Mobilités, እንተደኣ ክኢልኩም:

  • ምዝገባኻ ቀይር
  • ትኬት ግዝኡ
  • ውልቃዊ ሓበሬታኻ ቀይር
  • ኣገባብ ክፍሊትካ ቀይር
  • ጉዕዞታትኩም መደብ ግበሩ
  • ምዝንባዕ መጓዓዝያ እንተሃልዩ ምፍታሽ
  • ሊፍት ዘለዎም ቦታታት ድለዩ...


Lien de téléchargement sur Android
(Play Store) 
Lien de téléchargement sur iPhone (Apple Store)

ኣብ l'application mobile officielle Île-de-France Mobilités,ኣለኩም እንተልኩም :

  • ምዝገባኻ ቀይር
  • ትኬት ግዝኡ
  • ውልቃዊ ሓበሬታኻ ቀይር
  • ኣገባብ ክፍሊትካ ቀይር
  • ጉዕዞታትኩም መደብ ግበሩ
  • ምዝንባዕ መጓዓዝያ እንተሃልዩ ምፍታሽ
  • ሊፍት ዘለዎም ጣብያታት ድለዩ...

Lien de téléchargement sur Android (Play Store) 
Lien de téléchargement sur iPhone (Apple Store)

ዓመታዊ ምዝገባ ንምስርዝ (ምቁራጽ) 3 ኣማራጺታት ኣለዉኻ፤

ምፍላጡ ዘገድስ ድሒርካ ካልእ ምዝገባ ንኸይትወስድ ካርድኻ ኣቐምጥ።

ናቪጎ ፓስካ ድሕሪ ሕጂ እንተዘይሰርሕ፡ ኣብ ትካል ናቪጎ፡ ኣብ መደበር ባቡር ወይ መደበር ሜትሮ ኣብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ትኬት ክትምርመር ትኽእል ኢኻ ።

እቲ ካርድ ብቕልጡፍን ብነጻን ይትካእ።

ናቪጎ ፓስካ እንተ ጠፊኡካ ወይ እንተተሰሪቑ፡ ነቲ ዝኸሰረካ ወይ ስርቂ ክትሕብር ኣለካ፤

ዓመታዊ ፓስ ዝተጻዕነ ናቪጎ ፓስካ እንተጠፊኡ ወይ እንተተሰሪቑ ፡ ኣብ ዓመት ክሳብ ክልተ ግዜ ብነጻ ይትካእ ። ናይ መንነት መርትዖ ከተቕርብ ኣለካ።

ንኻልኦት ፓኬጃት ፡ €15 (ኣብ ቦታ ወይ ብቐጥታ ካብ ሕሳብካ ብምውጻእ) ክትከፍሉ ኣለኩም ።

እቲ ናይ ቀደም ናቪጎ ፓስካ ክዓጽዎ እዩ።

ንኤጀንሲ ናቪጎ ብቑጽሪ ስልኪ 09 69 39 22 22 (ነጻ ቁጽሪ) ምድዋል እውን ይከኣል እዩ።

ኩሉ ኣብዚ ተገሊጹ ኣሎ ።

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles