Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምኽኣል ናይ ጽርግያ ኮድ ዝኸውን ቃላት ተማሃሩ

ምስ ምስ AFPLI-Solidarité

ኣዳላዊ AFPLI-Solidarité ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

ንኮድ ጽርግያ ንምርዳእን ንምድላውን ዝሕግዙ ኮርሳት ምስ፤

  • ምእንቲ ኣቀራርባ ሕግታት ምዝዋር መኪናን ምልክታት ጽርግያን
  • መግለጺ ናይቲ ቃላት
  • ንወግዓዊ ፈተና ምድላው።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽኣል ፍሉያት ናይ ጽርግያ ኮድ ቃላት፣ ናይ መኪናን ናይ ምዝዋር ቃላትን ተማሃሩ፣
  • ኮድ ጽርግያ ምርዳእን ምፍላጥን: ሕግታት ትራፊክ: ምልክታት ወዘተ።
ምፍላጡ ዘገድ እቲ ዕላማ ንፈተና ኮድ ጽርግያ ንምሕላፍ ነተን 40 ሕቶታት ብትኽክል ምምላስ እዩ።

  • ዝሓሸ ምርድዳእን ርክብን።
  • ኣብ ምንባብን ምጽሓፍን ምዕባለ።

  • ም እቲ ብኣፕ ወይ Ornikar ብኢንተርነት ምስ ኦርኒካር ልምምድ ምግባር
  • ንባዕልኹም ርእሰ-ፈተናን ናይ ልምምድ ፈተናታትን ምድላው።

ከመይ ንገብሮ?

ረቡዕ ሰዓት 15 ድሕሪ ቀትሪ ናብዚ ኣድራሻ እዚ፤

ናይ ቀደም መዋእለ ህጻናት (ቀዳማይ ደርቢ)

ጎደና ሻምፕ ባራተ rue du Champ Baratté

58400 ላ ቻሪተ-ሱር-ሎየር La Charité-sur-Loire

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • chrisraulinኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • cathyw99ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • anihተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • anastas_19ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles