Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ናይ መጓዓዝያ ንመፍትሒታት

ምስ ምስ COOPGO

ኣዳላዊ COOPGO , Fondation de Nice, Mob In, Timsኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ኣብ Vallées de la Roya ከምኡውን de la Vésubie, ቫለስ ሮያን ቬሱቢን ነበርቲ ዝምልከት ናጻ ብሕታዊ ደገፍ፣ ንምርካብ ዘኽእለኩም መደብ እዩ

  • ምፍላጥ ኣቀራርባ ናይ ዝተፈላለዩ ኣገባባት ጉዕዞ: ብኤሌክትሪክ ዝሕገዛ ብሽክለታታት ወዘተ።
  • ምርካብ ሓገዝ ናይ ምንቅስቓስ ምስ : ከባብያዊ ወይ ሃገራዊ ፍታሕ ዝምልከቱ
  • ብቐሊሉ ንምንቅስቓስ ዝሕግዝ ምኽሪ: ናይ መኪና ምትእኽኻብን ናይ ምትሕግጋዝ መጓዓዝያን።
  • ምፍላጥ ንኮድ ጽርግያ ንምርዳእን ንምኽባርን ዝሕግዙ መብርሂታት።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ - ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ክኸውን ወይ ኣብ ፈረንሳ ትሕቲ 5 ዓመት ዝጸንሐን ምስ OFII CIR ((Contrat d'intégration républicaine) ዝፈረመን - ተጠቃሚ RSA ወይ PLIE (Plan Local pour l'Insertion et l'Emploi) ) 'Emploi ) ወይ ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል፡ ኣብ ከባብያዊ ተልእኾ ተመዝጊቡ - ወይ ድማ ዝተነጸለ ኣረጋዊ ክኸውን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምፍላጡ ዘገድስ Carpooling ማለት ምስ ሓያሎ ሰባት ሓደ ዓይነት ጉዕዞ ንምግባር መኪና ምክፋል እዩ።

  • ምፍላጥ ኣገልግሎታት ዝርከብሉ፡ ኣገደስቲ ቦታታት ከምኡውን ርእሰ ተኣማንነት ምዕባይን።
  • ከምኡውን ምፍላጥ ቃላት ናይ ጽርግያ ኮድን ምዝዋር መኪናን ተማሃሩ፣ ንኹሎም ተጠቀምቲ ጽርግያ ዝምልከት ሕግታት ትራፊክን ድሕነትን ።

  • ምፍላጥ ከባብያዊ ወይ ውን ሃገራዊ ፍታሕ
  • ንመጓዓዝያ ንምኽፋል ገንዘባዊ ሓገዝ መሰል እንተሃልዩኩም ምፍለጥ: ሓገዝ መገሻ: ማሕበራዊ ዋጋ ምውሳን: ሓገዝ ፍቓድ: ሓገዝ ኣብ ዕድጊ መኪና ወዘተ።

ከመይ ንገብሮ?

ጁልያ ፊስካቶ፡Giulia Fiscato, ኣማኻሪት ምንቅስቓስ :

ጁሊ ላለመንት፡Julie Lallement ኣካያዲት ፕሮጀክት :

ምፍላጡ ዘገድስ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓታትና እውን መጺእኩም ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም (ዝርዝር ርክብና ንምርካብ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ካርታ ርአ ወይ ናብ መርበብ ሓበሬታ ኩፕጎ ክትከዱ ትኽእሉ ኢኹም )

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • team coopgoኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • moreauተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • igornrgተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles