Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኮድ ጽርግያ ናይ ምዝዋር መኪና ኣብ ፈረንሳ ተማሃሩ

ምስ ምስ INTEGRACODE

ኣዳላዊ TRANS'BOULOT , Réseau MOB'IN Grand Est, Préfet de la Région GRAND EST, Direction Régionale de l'Economie, de l'Emploi, du Travail et des Solidarités (DREETS)ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እዚ ናይ 139 ሰዓታት ስልጠና ናይ ኮድ ጽርግያ ዝተኣሳሰር ቃላትን ስሓረጋትን ፈረንሳ ንምፍላጥ ዘጠቓለለ ኮርስ እዩ። .

እዚ ኣገዳሲ ናናይ ጽርግያ ኮድ ኣፍልጦ ምህላው ፍቓድ መዘወሪ መኪናኻ ንምርካብ ግዴታዊ ቅድመ ኩነት እዩ።

ብስልጠናና ቋንቋ ፈረንሳኻ እናኣመሃይሽኩም ንኮድ ጽርግያ ምድላዋት ግበሩ ።

ድሮ ፍቓድካ እንተሃልዩኩም፡ ኣብ ፈረንሳ ብዛዕባ ሕግታት ኮድ ጽርግያ ኣፍልጦ ከተመሓይሹ ይሕግዘኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ንፈተና ንምድላው ፍሉይ ናይ ጽርግያ ኮድ ብቃላት ተማሃሩ ።

ምስቲ ስልጠና፡ ኮድ ጽርግያ ብምምሃር ብቋንቋ ፈረንሳ እውን ከሰጉመኩም እዩ።

እቲ ስልጠና ኣብ መዓልታዊ ህይወትኹም ከም ድላይኩም ክትንቀሳቐሱን ስራሕ ብቐሊሉ ክትረክብን ይሕግዘካ።

ከመይ ንገብሮ?

ካብዚ ክትጥቀም ክትክእል ብማሕበራዊ ወኪልካ ክትምዝገብ ኣለካ ፣ ንሱ ድማ ምስ:


ምፍላጡ ኣገዳሲ
እቲ ስልጠና ኣብ ዓመት ሓደ ግዜ ዝካየድ ኮይኑ ንኽትጅምሮ እንተወሓደ 8 ሰባት ምምዝጋብ የድልዩኻ።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • transboulotኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • issam boulekተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • lili24ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles