Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Carbur'Péra

Carbur'Péra
ኣዳላዊCarbur'Péra

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሓተትቲ ዑቕባ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳB1, A2

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 6 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 4 ሰዓት ናይ ወርሒ

ኩነታት

ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም

ኣበይ ?

መጓዓዝያኹም ምእንቲ ከተውሕሱ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 jours

እንታዩ’ዩ ?

ብሳላ እዚ ንሓደስቲ ዝመጹ ወጻእተኛታት ዝግበር ደገፍ ኣብ መዓልታዊ መገሻታትኩም ንምሕጋዝ ዝዓለመ እዩ። ንኣብነት :

  • ገንዘባዊ ሓገዝ ን ንፋይናንስ ንምሕላፍን ፍቓድ B ንምሕላፍን ዝግበር ደገፍ ንምግባር ዝዓለመ
  • ኣብ ምጽጋን ወይ ምዕዳግ መጓዓዝያ ሓገዝ፣
  • ዓውደ መጽናዕቲ ድሕነት ጽርግያ...ወዘተ ዝዓለም መደብ እዩ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምእንቲ ኣብ ኣትወስዶም ስጉምትታት ንምውሳድ ውልቃዊ ን ኽትረኽቡን ምኻኣል፤

  • ናይ ምስግጋር ፍቓድ፣
  • B ፍቓድ ሓገዝ፣
  • ምርጫ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና፣
  • ናይ ዕድጊን ጽገናን ደገፍ፣ ...ርኸቡ

ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ መጽናዕትታት ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ASR መዝገባ ቀጥዒ ምምላእ(ምዝገባ ን ASR)፣
  • ብኸመይ መገዲ መንገዲ ከም እትረክብ ምፍላጥ፣ .
  • ናይ ጽርግያ ኮድ ደገፍ፣
  • B ፍቓድ፣
  • ሓደጋታት ጽርግያ፣ .
  • ሓባራውን ውልቃውን መጓዓዝያ ምጥቃም ምኽኣል ...ወዘተ
  • ብሽክለታ ምዝዋርን 2 ትኾቲለንት ምጥቃም ተማሃሩ፣
  • ፍቓድ ኤኤም ምሕላፍ (ዋጋ: €25) ናይ ብሽክለታ ንምምህሃር

ከመይ ንገብሮ?


ምፍላጡ ዘገድስ
እቲ ደገፍ ን 6 ወርሒ ይጸንሕ ፣ ምስ ቀዋሚ ምእታውን መውጽእን (እዚ ማለት ኣብ ዝኾነ እዋን ናይ ዓመት ናብቲ መደብ ክትኣቱን ክትወጽእን ትኽእል ኢኻ)
ኣብ ላዕሊ ገጽ

7 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
carbur'péracarbur'péraኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
djedodjedoተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
ghannamghannamተርጓሚ/ሚት