Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪብቅዓት = ክእለትምስ Plateforme mobilité de Nantes Métropole (44 - Loire-Atlantique)

ምፍላጥ ኣጠቓቕማ (ህዝባዊ መጓዓዝያ፡ ብሽክለታ፡ ስኩተር፡ መኪና)

ምስ ምስ Plateforme mobilité de Nantes Métropole

Déclic Mobilitéኣዳላዊ Déclic Mobilité ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

ኣብ ናንተስ Nantes, ኣብ እትገብሮ ጉዕዞታት ናጻ ክትከውን ውልቃዊ ደገፍ፣ ምስ፤

  • ኣቀራርባ ናይ ዝተፈላለዩ ኣገባባት ጉዕዞ፡ ህዝባዊ መጓዓዝያ፡ ብሽክለታ፡ መኪና፡ ስኩተር፡ ስኩተር...ወዘተ
  • ንኹነታትኩም ዝምጥን መጓዓዝያ ንምምራጽ ምኽሪ ምሃብ
  • ኣብ ኣገባባት ምሕጋዝ (ምምዝጋብ፡ ምዝገባ ፍቓድ ምዝዋር መኪና ወዘተ)
  • መኪና ንምግዛእ ዝሕግዙ ምኽርታት።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ክትዕጀብ ኣብ ናንተስ ሜትሮፖል Nantes Métropole. ክትነብር ኣለኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • በይንኹም ይኹን ምስ ደቅኻ ናብ ዝደለኻዮ ኪድ
  • ከምኡውን ብልጫን ጉድኣትን ህዝባዊ መጓዓዝያ፡ መኪና፡ ብሽክለታ፡ ስኩተር ምርዳእ።

  • ክርኻብ ምስ ካልኦት ትካላት ኣብ ናንተስ (ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ወዘተ) ምትእስሳር
  • ኣብ ህሉው ኩነታት መደባትኩም (ኣብ ካልእ ከባቢ ምስራሕ፡ መኪና ምግዛእ ወዘተ) መሰረት ዝገበረ ደገፍ።

ብዛዕባ መጓዓዝያን መስመራትን ኣፍልጦ እንተሃልዩ፡ ርሑቕ ወይ ኣብ ውሑድ ተበጻሒ ቦታታት ክትሰርሕ ትኽእል ኢኻ።

ከመይ ንገብሮ?

ምስ ማሕበራዊ ሰራሕተኛታት፡ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል፡ መወከሲ ተልእኾ ከባቢ፡ ማሕበራዊ ማእከል ወይ ኣካያዲ መንበሪ ወዘተ ኣብቲ መርበብ ሓበሬታ ኣብዚ ሕቶ ከቕርብ ኣለዎ ።

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
déclic mobilitédéclic mobilitéኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
mohieddinmohieddinተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
dahlia1202dahlia1202ተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
saona_987saona_987ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anihanihተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles